Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳን ኣሕመድ ኢብራሂም ኣሊ ሙፍዲን ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ ትካልን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያ ሓበሬታን…
ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣፍሊጡ።
እተን ተኝከርከርቲ ህይወት ኣድሕን ደገፍ ሓዊሱ መድሓኒት፣ ዝዓነዉ ኣባይቲ መሊስካ ንምፅጋን ዘገልግሉ ከምኡውን ዝተጎድኡ ሰባት ንምሕካም…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ከምዝተቛረፀ ቢሮ ልምዓት መሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምምፃእ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ።
እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ እናተላዘበ ይርከብ፡፡
ዓበይቲ ዓዲ ካብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ከመዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
…
ኣብ ዘፈር መሬት ዝፍፀም ሌብነት ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መሬት ተተሓሒዙ ዝፍፀም ስርቂን ምጭብርባርን ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ “ውሱን ሃፍትና ዝኾነ…
ሚኒስቴር ምክልኻል መንግስቲ ወኪሎም ኣብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ንመንግስቲ ወኪሎም ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተኻደየደ ስምምዕ ሰላም ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ።
እቲ ስነ-ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን÷ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት…
ኣብ ከተማ ከሚሴ በዓል ብሄር ብሄረሰባት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 በዓል ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ከሚሴ ተኸቢሩ፡፡
እቲ በዓል÷ ''ብሄራዊ ሓድነትና ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ቃል ተኸቢሩ፡፡
ኣብቲ ኣከባብራ በዓል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…
መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡
ኣሰናዳእቲ እቲ ፕሮግራም፣ መተሓባበርቲን ተሳተፍቲ እቲ ውድድርን ምስ ኣካላት ፀፅታ ተዋዲዶም ብምስረሖም፥ ብዕዉት ኩነታት ክዛዘም…
ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ኣትሌታት ሓዊሱ ካልኦት ክፋላት ሕብብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡
ኣብ መጀመሪ ስነ ስርዓት እቲ ዓብዪ ጉያ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣…