Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዕላማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዝተፋላለዩ መደባት ተኸቢሩ። ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ ዕለት ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም። እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ…

መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተኸቢሩ። እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት፣ ሲዳማን ሃረሪን ዝተኻየደ ስነስርዓት፥ “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…

ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ጉዕዞ ምብራኽና ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዕላማና ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ፈጣሪ ምዃንና እነርእየሉ ምልክት ጉዕዞ ምብራኽ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…

መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ተኸቢሩ። ኣተሓባባሪ ዓውዲ ምምሕዳር እቲ ቤት ፅሕፈት ሚኒስትር ዴኤታ ብርሃኑ ፈይሳ፥ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ኣቦታት ብደም፣ ኣዕፅምቲን…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝቐረቡሉ ሰለስ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ እቲ ጉባኤ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ቡዜና ኣልከድር ሰለስቲኦም ኣጀንዳታት ናብቲ ቤት ምኽሪ…

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ…

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መደባት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር።…

ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዝላ ዘምፅኡ ዓወታት…

ኣብ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ጨፋ ሮቢት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 10 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ፥ 60 ሰባት ኣሳፊራ አትጓዓዝ ዝነበረት ኣውቶብስ ኣብ ድልድል ጃራ እንትትበፅሕ ምስ ናይ ፅዕነት ተሽከርካሪት…

ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 ሕቶታት ህዝቢ ብምምላስ ርኡይ ግደኡ ይዋፃእ ኣሎ ኢሉ ምምሕዳር እታ ከተማ። ፋና ኤፍ ኤም ደብረ ብርሃን 94.0 መበል 12 ዓመቱ ምኽኒያት ብምግባር መስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ። እቲ መርሃ…