Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝሕለፈኦ…
ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ – ኣይተ ዓብዱልዓዚዝ ሸፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዘመናዊ ንምግባር ዝኽኣለ ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፡፡
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዕዞ ልኡላውነት ብሓበሬታ ስታቲስቲክስን ዘመዝገበቶ ዓወት…
መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)መመሓየሺ ፕሮጀክት ናብራ ቆላማ ከባቢታት ኣብ ማሕበረሰቡ ህይወት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ ኢሎም።
ኣብ ክልል ዓፋር ዝተተግበሩ ፕሮጀክታት መመሓየሺ ናብራ ሰበኽ ሳግም ሎሚ…
እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣአምባሳደር ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ትገብሮ ኢንቨስትመንት ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ኣአምባሳደር እስራኤክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብረሃም ንጉሴ (ዶ/ር)፡፡
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፍሉይ…
667 ማእኸላት ፈተና ንሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ተዳልየን ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 667 ማእኸላት ፈተናታት ናይ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ሃገር ለኸ መእተዊ ፈተና ዩኒቨርስቲ ንምክያድ ኣገልግሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ምድላውእናገበረ ይርከብ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ…
ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮም ዑደት ንልምዓት ከተማታትና ዓብዩ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮ ዑደት፣ ንልምዓት ከተማታትና ዓብዪ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ ኢለን።
ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ዝርኸብ ጉጅለ…
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣብ መደረኦም ከምዝገለፁዎ፣ ሓበሬታ ልክዕ ከም ወርቂ ክባር ሃፍቲ ሃገር ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምኡ…
ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ ኢሎም፡፡
እቶም ሚኒስትር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኤልኬሬጅ ኣብ ክልተኣዊን ርክብን…
ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲን ስትራተጂካዊ ሃፍቲ ናይዚ ዘመንን እዩ ኢሎም፡፡
"ልኡላውነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ" ብዝብል መሪሐ ሓሳብ ኢትዮጵያ ኣብ…
ቃላይ ሃሮማያ ዳግማይ ምውላድ ፍረ ሓምላይ ኣሰር እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዳግማይ ምውላድ ቃላይ ሃሮማያ ሓደ ካብ ፍረታት ሓምለዋይ ኣሰር እዩ ኢሎም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን…