Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ግራዋ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻን ሓለዋ ከባቢን ተመልኪቶም። ኣብቲ እዋን ዑደት ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን…

ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ ንመናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝኸፍት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዱስትሪ ፓርክ ገላን ጉራ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ኢንተርፕራይዛት ምቹው ናይ ንግዲ ከባቢ ካብ ምፍጣር ሓሊፉ ብኣሽሓት ንዝቑፀሩ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ዝኸፍት ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ እዋናዊ ኩነታት ከይዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ እቲ መድረኽ ፓርቲታት ኣብ ምድላው መረፃ ዘጋጠሙዎም ፀገማት…

ህንፀት ትካላት ንልዕልና ሃገር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓንቲ ሃገር ጥንክርቲን ተታታሊ ዝኾነ ዕቤትን ክተመዝግብ ትኽእል ጥንኩራት ትካላት እንትህልዉ ከምዝኾነ ፍሉጥ ኢዩ። በዚ ድማ ትካላት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ዓምዲ ብምዃን ማዕርነትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ይፃወቱ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓል ፍሉይ ምርኢት ኣውሮፕላን ኣካይዱ። እተን ኣውሮፕላናት ንምርኢት ህዝቢ ዝቐርባሉ ትርኢት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈጻሚ ስራሕ…

ኣብ ዝቕፅል ሰኑይ ኩለን ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ምኽንያት ብምግባር 10 ግንቦት 2018 ዓ.ም ኩሎም ሙዚየማት ንበፃሕቲ ብናፃ ክፍቲ ክኾኑ ኢዮም ኢሉ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም "ሙዚየማት ዝተኸፋፈለ ዓለም የተኣሳስሩ" ብዝብል መሪሕ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 6፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ሮናልድ ላሞላ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ጎድና ጎድኒ ኣብ ዝገበሩዎ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ ስርዓት ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ኣብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኮሚሽን ኮሚሽራትን ሰብ ሞያታትን፣ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ስድርኦምን ፈተውቶምን…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀብሪ ኣትሌት የብርጓል መለስ ሎሚ ተፈፂሙ። ስነ ስርዓት ቀብሪ እታ ኣትሌት ኣብ መንበረ ፀባኦት ኣብ ዝርከብ ካቴድራል ቅድስቲ ስላሴ፤ ፈተውታን ስድርኣን፣ አመራርሓ ኣባላት ምኽልካል ሃገር ኣብ ዝተረኸብሉ ብማርሽ ባንድ ተዓጂቡ ተፈፂሙ።…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ተዛቲዮም፡፡ ዘተ ክልቲኦም ወገናት ዝተገበረ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ብሪክስ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ጉባኤ…