Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ድሬዳዋ ከተማ ተፈፂሙ
ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብ ኣብኡ ኣይተ መሓመድ ሙሣን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ፋጡማ ዓሊ ኣብ 1940 ዓ.ም ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ገንደ ቆሬ ከምዝተወለደ ታሪኽ ህይወቱ ይገልፅ።
ኣብ…
ኣብ ሞንጎ ልዑል መተሓላለፊ መስመር ሓይሊ ኢትዮ- ኬንያ ፈተነ ምትሕልላፍ ሓይሊ ብዓወት ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኮንቨርተር ስቴሽንን ፕሮጀክት መተሓላለፊ መስመር ሓይሊ ኢትዮ- ኬንያ ፈተነ ምትሕልላፍ ሓይሊ ሎሚ መዓልቲ ብዓወት ከምዝተጀመረ መካየዲ ስራሕ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ቴዎድሮስ ኣያሌው ኣፍሊጦም።
እቶም መካየዲ ስራሕ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ…
ስርናይ ናብ ወፃኢ ንምልኣኽ ቅድመ ምድላው ይገብር ኣለኹ – ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ምስ ለኣኽቲ ዘተ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ÷ ኢትዮጵያ ሓገዝ ስርናይ ካብ ምእታው ሓሊፋ ፅሬት ዘለዎን ደረጅኡ ዝሓለወን…
“ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ኢዩ” – ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ከምዝኾነ ኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ…
ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ…
ኣርቲስት ኣሊ ቢራ መምሃሪ ትውልዲ ኢዩ-ሰብ ሙያ ሙዚቃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ኣሊ ቢራ መምሃሪ ትውልዲን ኣብ ስራሕቲ ጥበብ ንባዕሉ ኣኽቢሩ ዝነበረ ኢዩ ክብሉ ሰብ ሙያ ሙዚቃ ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ማሕበር ሙዚቀኛታት ኢትዮጵያ ዶክተር ዳዊት ይፍሩ፣ በዓል ሙያ ሙዚቃ ሰርፀፍሬ ስብሀትን ካልኦት ሰብ…
ጉባኤ ኢንጂነሪንግ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ጉባኤ ኢንጂነሪንግ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ላዕለወት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተወከልቲ ሃገራት ኣፍሪካ ተረኺቦም።
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክስን…
ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ተፈጻሚ ኮይኑ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ተፈጻሚ ኮይኑ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ሞንጎ መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ኣመልኪቱ ክልላዊ…
ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ ስነ-ስርዓት ምፍናው÷ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መሓዙት ሞያ፣ ኣቦታት…
ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ክካየድ ኢዩ።
ስለዝኾነ እቲ ኣስከሬን ቢሸፍቱ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ኣርቲስት ናብቲ ኣደባባይ ይመፅእ ኣሎ።
እቲ ስነስርዓት ሎሚ ካብ ሰዓት 3፡00…