Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ቤት ዕዮ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆ ቤት ዕዮ ተመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስጋኑ ኣርጋ፣ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል መንሱር…
ኮሎምቢያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፈት ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ዘቲየን።
እቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ብምትሕበባር ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ብፍላይ ኣብ…
ኢትዮጵያ ካብ ላቲን ኣሜሪካን ማእኸላይ ኤሽያን ዘለዋ ርክብ ንምስፋሕ ትሰርሕ ኣላ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ላቲን ኣሜሪካን ማእኸላይ ኤሽያን ዘለዋ ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስፋሕ ትሰርሕ ኣላ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ኢትዮጵያ ምስ ኮሎምቢያን ፓኪስታን ዘለዋ ርክብ ፖለቲካ…
ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ሴሚናር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ሴሚናር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ሴሚናር “ሓደሽቲ መነፅራት ቻይናን ኣፍሪካን ብምጉልባት መፃኢ ዕድል ማሕበረሰብ ቻይናን ኣፍሪካን ምህናፅ” ዘብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ሓቢሮም ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም።
ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዕድላት ምትሕብባር ንምስፋሕ…
ኣመራርሓ ብምቕንፃል ፀገም ክልል ኣምሓራ ምፍታሕ ኣይከኣልን – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብምቕንፃል ፀገም ክልል ኣምሓራ ምፍታሕ ኣይከኣልን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ገሊፆም።
“ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ህዝብና ክነሻግር ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኮንፈረንስ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን…
ኣባላት ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኩባኒያታት ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኩባኒያታት ዑደት ኣካይዶም።
ብመሰረት እዚ ኣብ “ልምዓትኢኮኖሚክ ቴክኖሎጂ ቤጂንግ”፣ መድሓኒታት ብምፍራይ ዝፍለጥ ’ዩ ኬር’ን ‘ፖኒ ኤ አይ’ ዝተብሃለ መካይን…
ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን።
ሚኒስትር ዕደና ፌዴሪኢ ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ኣብቲ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ መስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ኒብሌትን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሲን…
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ትልምታት ሒዚ ኣብ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ትልምታት ሒዚ ኣብ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ጎንፂ ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ንዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመ እውን ዝፍለጥ እዩ፡፡
ስለዝኾነ እተን…
ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መቐለ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲዩ።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…