Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ንኣፍሪካ 23 ቢሊየን ዩሮ ኢንቨስትመን ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ተግባራዊ ዝኾን 23 ቢሊየን ዩሮ ኢንቨስትመንት ዕላዊ ገይሮም። እቶም ፕሬዚዳንት ልዕሊ 30 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፍዎ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ፓኬጅ…

ኣብ ከተማ ሊሙ ገነት ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ ሊሙ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ እዋን ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ሓላፊ ፖለቲካ ዘፈር ጨንፈር ክልል ኦሮሚያ ፓርቲ ብልፅግና ነመራ ቡሊ ከምዝበልዎ፤ ኣገልግሎት ማእኸል ሓደ መሶብ ናብ ወረዳታትን ኣብ…

ተጠርጠርቲ ዝተሰወረ ታክስ ክኸፍሉ ምግባር ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ታክስ ዝሰወሩ ተጠርጠርቲ ብገበን ተሓተትቲ ካብ ምግባር ብተወሳኺ ዝተሰወረ ታክስ ክምለስ ምግባር ተኻኢሉ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ሙሉቀን ኣማረ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት…

ሕትመት ናይ ዲግሪ ሰርተፊኬት ኣብ ሓደ ማእኸል ጥራሕ ክውገን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕትመት ናይ ዲግሪ ሰርተፊኬት ተመረቕቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሓደ ማእኸል ጥራሕ ክውገን ኢዩኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን መሰረተ ልምዓትን ሰለሞን ኣብርሃ (ዶ/ር) ንፋና…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ካብ 1968–1970 ዓ.ምን ካብ 1983 - 1984 ዓ.ም ብሚኒስትርነት ኣገልጊሎም። ከምኡ እውን ኣዋጅ መሬት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይሮቢ ኣትዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ንጉሆ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣትዮም። ብመሰረት ፀብፃብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፤ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፎርዋርድ ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ናይሮቢ ኬንያ…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልቲኣዊ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ዝምድናአን ዝያዳ ንምጥንኻር ዘኽእል ዘተ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣካይደን። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ዝምራሕን ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ግርማ ብሩ፣ ዋና…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ንዓለም ለኸ ተሞክሮ ዝኸውን ስራሕ ተካይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ቁልዕነት ንዓለም ለኸ ተሞክሮ ዝኸውን ስራሕ ተሰሪሑ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸብሉ መርሃ ግብሪ ምጅማር ዓለም ለኸ…

ድሕንነት ህፃናት ዘመሓይሹ መርኃ ግብሪታት ውሕስና ህንፀት ወለዶ ኢዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶም ድሕንነት ህፃናት ዘመሓይሹ ብሄራዊ መርሃ ግብሪታት ውሕስና ህንፀት ትውልዲ ኢዮም ኢሎም። ስነ ስርዓት ምጅማር ዓለም ለኸ ቀዳማይ ቁልዕነት ተኻይዱ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ዝሃበቶ ምላሽ – ሓምለዋይ ኣሰር

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለምና ኣብዚ ሕዚ እዋን እናፈተኑ ካብ ዝርከቡ ጉዳያት ክሌማዊ ለውጢ ዘስዐቦም ፅዕንቶታት ብቕድሚት ስርዑ። ኢትዮጵያ ንክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ዝህብ ስጉምቲ ጀሚራ ዝተፈላለዩ ተግባራት እያናወገነት ትርከብ። ካብ ሞንጎ እዞም ተግባራት ጭቡጥ ለውጢ…