Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ወረዳ ኣብ ምዕራብ ኣርማጭሆ 134 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ክፍሊ ምርመራ ፖሊስ እታ ወረዳ ሓጋዚ ኢንስፔክተር እንዳልካቸው ተሰማ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ክተሓዝ ዝኸኣለ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ካብ…

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ትካላት ሚኒስቴር ግብርና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታን ተወካሊ እቲ ሚኒስቴርን እያሱ ኤልያስ፥ እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብጥረ ገንዘብ፣…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድልድል ድጎማን ሓበራዊ እቶትን ዝቐረበ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣፅዲቑ። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣካይዱ።፡ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ነቲ…

ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ኢዩ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ንዝምዝገብ ዓወት ግደ ኣገልግሎት  ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ዕዙዝ ከምዝኾነ ሚኒትር ጥዕና ዶዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣገልግሎት ኣቅርቦት ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣሰራርሑኡ ብምዝማን ምትእስሳር ኣቕርቡኡ ቅልጡፍ ንምግባር…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ዕላታዊ ኣጀንዳታቱ ብምፅዳቕ ዘትኡ ቀፂሉ ኣሎ። ኣብቶም ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ ከምዘፅድቖም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረከብናዮ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም።   እቲ ኩነት ብዝምልከት ዝተሰናደአ ዓውደ ርእይ አውን መሪቖም ከፊቶም። እቲ ዓውደ ርእይ፥…

ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ÷ ኣብ ዓመታዊ ዘተ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ.ኤም ኤፍ)ን ክሳተፍ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…

ካብ ሕጊ ወፃእ ናይ ወፃኢ ሃገራት ገንዘብ ኣብ ምትሕልላፍ ገበን ርክብ ከምዘለዎም ዝተጠርጠሩ ልዕሊ 600 ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ተገባር ገበን ርክብ ኣለዎም ዝበሎም ልዕሊ 600 ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪታት ከምዝኣገደ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኣብ ምትሕልላፍ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘባ ወፃኢ ሃገራት ርክብ ከምዘለዎም ዝተጠርጠሩ 665 ቁጽሪ ሒሳብ…

ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓይሊ ምፍልፋል ምጅማሩ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳነት ኣብ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ኣብ ዘቕረበኦ መኽፈቲ መደረ÷ “ናይና ምልማዕ…

ስነስርዓት ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መኽፈቲ መድረኽ መደረ ዘስምዓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…