Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምበላላ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ብኣቆፃፅራ ኣያንቱታት ሲዳማ ሓዱሽ ዓመት ዝብሰረሉ በዓል እንትኸውን÷ ሎሚ ዕለት ድማ ምፍናው ዝኣረገ ዓመት ዝግበረላ ዕለት ኢያ፡፡
ኣኽበርቲ እቲ በዓል ቡርሳሜ ዝተብሃለ…
ን2 ኩባንያታት ፍቓድ ዝለዓለ ደረጃ ምፍራይ ደለል ወርቂ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ንክልተ ኩባንያታት ፍቓድ ዝለዓለ ደረጃ ምፍራይ ደለል ወርቂ ተዋሂቡ።
ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ን መካየድቲ ስራሕ እቶም ኩባኒያታትን ነቲ ስምምዕነት ፍቓድ ፈሪሞምዎ፡፡
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኢትዮጵያ ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ተፈፃሚ ንምግባር ዘለዋ ቆራፅነት ተናኢዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ሽቶታት ልምዓት ተፈፃሚ ንምግባር ዘለዋ ቆራፅነት ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝን ረዚደንስን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፀን።
ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝን…
ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ምግባር ይቕፅሉ ኣለዉ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ 9ይ ዙር ፕሮጀክት ገበታ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላትን ውልቀ ሰባትን ዕላዊ ገይሩ፡፡
ሓገዝ ዝገበሩ…
መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ እናተሃነፁ ዝርከቡ ሜጋ ፕሮጀክታት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ሜጋ ፕሮጀክታት ዑደት ገይሮም።
ካብ ሞንጎ ዑደት ዝተገበረሎም ሜጋ ፕሮጀክታት፥ ኣብ ኮልፌ እናተሃነፀ ዝርከብ ሪፈራል ሆስፒታል ኮልፌ ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ንዓቕመ ደካማታት ዝሓስብ – “ዘካ ተልፊጥር”
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ማሕበረሰብ ሙስሊም ፆም ረመዳን ዝፈትሐሉ በዓል “ዒድ ኣልፈጥር” ከኽብር ኢዩ፡፡
“ዒድ ኣልፈጥር”
“ዒድ ኣልፈጥር” ኣብ ዓመት ሓደ ግዘ ድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ፆም ዝርከብ ካብ ብሕትነት ንላዕሊ ሓድነት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሰላም ህዝቢ ብምርግጋፅ ህዝቢ ሰላም ብምርግጋፅ ገፁ ናብ ልምዓት ንኸዝውር ምግባር ከምዝግባእ ኣገንዚቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰላም መሰረት ኩሉ ሰናይ ከም ምዃኑ መጠን፤ ብዘይሰላም ልምዓት ዘይሕሰብ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ነበርቲ ከተማ ነቀምቴ ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ፥ “ህዝቢና ሰላሙ…
መድረኽ ዘተ ኮሚቴታት ኢኮኖሚ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤምባሲ ፈረንሳይን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ መድረኽ ዘተ ኮሚቴታት ኢኮኖሚ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤምባሲ ፈረንሳይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ ፋይናንስ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን፣ ሰብ መዚን ተወከልቲ ኩባኒያታት ፈረነስይን እናተሳተፉ ይርከቡ፡፡
ኩባኒያታት…
ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ንጉሆ ናብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ነቀምት ኣቲዮም።
ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ናብ ከተማ ነቀምት እንትኣትዉ፥ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ኣቦታት ሃይማኖት፥ ኣመራርሓታትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ድሙቕ…
ብልፅግና ቃል ዝኣተዎ ብተግባር ምርግጋፅን ፈተናታት ናብ ዕድል ምቕያርን ዘለዎ ልምዲ እናረጋገፀ ይርከብ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቃል ዝኣተዎ ብተግባር ምርግጋፅን ፈተናታት ናብ ዕድል ናይ ምቕያርን ዘለዎ ልምዲ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ምክትል ፕሬዚዳንትንሓላፊ ዋና ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም፥ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ዝሓለፈ መረፃ…