Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ሰሙን ንግዲ ኤክስፖ “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” መሪቖም ከፊቶም።
ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ዝምድናን ዘዳለዎ እቲ ኤክስፖ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሽዱሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ናይ ኢትዮጵያ ፀጋን ፍሪያትን…
ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ብኣርባዕተ…
ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትህድርና ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ወተሃደራት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ መሰረታዊ ውትህድርና ብር ሸለቆ ዘሰልጠኖም ወተሃደራት ሎሚ ኣመሪቑ።
ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ሰራዊት ምክልኻል ሌ/ጄ ይመር መኮንን፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብጥቡቕ ዲሲፕሊን ዝምራሕ፣ ዝለዓለ ወተሃደራዊ ዓቕሚ ዘለዎ…
ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት ንዓለም ምግላፅ ይግባእ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙዩኒኬሽንን ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት፤ ብኣፍሪካውያን ኣንደበት ንህዝቢ ዓለም ምግላፅ ይግባእ ኢሎም።
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ኮሙኒኬሽን ቻይናን ኢኒሼቲቭ ኮንስትራክቲቭ ጆርናሊዝም ፓን ኣፍሪካን ብምትሕብባር…
ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ብመሰረታዊ ባሕረኛነት ብምስልጣን ኣመሪቑ።
ኣብ ኣካዳሚ ማሪታይምን ሎጂስቲክስን…
ኣብ ዞባ ኣርሲ ብኣናእሽተይ ኣውሮፕላናት ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ፀረ ፃህያይ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ብኣናእሽተይ ኣውሮፕላናት ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ፀረ ፃህያይ ይካየድ ኣሎ ኢሉ ናሽናል ኤር ዌይስ።
መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤር ዌይስ ኣይተ ገዛሀኝ ብሩ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዋ ኣውሮፕላናት ነፀጋ…
ጥዕና ዘለዎ ስርዓት ፋይናንስ ንምህናፅ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ክብ ምባል ይግባእ-ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ጥዕና ዘለዎ ስርዓት ፋይናንስ ንምህናፅ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ክብ ምባል ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብን ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ጉጅለ ሚኒስትራት ፀረ ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ።
እቲ ጉጅለ…
ግብረ ራዕዲነት ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ንምክልኻል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብረ ራዕዲነት ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ንምክልኻል ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
መበል 25 ጉባኤ ጉጅለ ሚኒስትራት ምክልኻል ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ሃፍቲ ሕጋዊ ብምምሳልን ግብረራዕዲነት ብገንዘብ…
ምክትል ፕሬዚዳንት ቦትስዋና ኣዶስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ቦትስዋና ንዳባ ኒኮዚናቲ ሎሚ ኣዶስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬን ኣቀባብላ…
ዳንጎቴ ግሩፕ ዝሓሸ ልምዲ ስለዘለዎ እቲ ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ብመሰረት ትልሚ ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳንጎቴ ግሩፕ ዝሓሸ ልምዲ ስለዘለዎ እቲ ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ብመሰረት ትልሚ ክዛዘም ኢዩ ኢሉ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ መንጎ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን…