Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ነበርቲ ዞባ ሰሜን ሸዋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ነበርቲን ምምሕዳርን ዞባ ሰሜን ሸዋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም። እቲ ሓገዝ ካነበርቲ፣ ዞባ፣ ምምሕዳር ከተማን ወረዳን ዝተኣከበ እንትኸውን÷ 59 ናይ ማሕረዲ ሰንጋታት፣ 981 ኣባጊዕን…

ብሄራዊ ባንኪ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምርግጋእ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እናተጋደደ ዝመፅአ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ንምርግጋእ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ዕላዊ ገይሩ። ገዛኢ እቲ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ 391 ዝኾኑ ኣብ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ…

ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ዋል እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ መበል 1 ሺሕን 497 ዓመት በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ (መውሊድ) ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። በዓል…

ተተካእቲ ኣፍረይቲ ንምፍራይ ኣብ ጥዕና መናእሰይ ትኩረት ከምትገብር ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዑይን ኣፍራዪን ተተካእቲ ንምፍራይ ኣብ ጥዕና ሰገናትን መናእሰይን ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ኣብ ዘፈር ጥዕና ትኹረት ዝገበረ ዓመታዊ ኮንፈረንስ ሰገናትን መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ…

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን መዘነአን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትራት ትራንስፖርት ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን ተዛቲየን። ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 41 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሲቪል ኣቪዬሽን…

በዓል መውሊድ ኣብ ዝኽበረሉ ቦታ ስራሕቲ ፅሬት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምምሕዳር ፅሬት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ኣዲስ ብምትሕብባር በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ኣቭ መስጂድ ኣንዋር መርሃ ግብሪ ፅሬት ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓታት ከተማን ክፍለ ከተማን ሓዊሱ ኣቦታት…

በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል መውሊድ ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 12 መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ኣመልኪቱ 9 ጊዜ መድፍዕ ከምዝትኮስ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ ፍርያት ስርናይ ንምልኣኽ ዘኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ስምምዕነት ተገይሩ። እቲ ስምምዕነት ተበፂሑ ዘሎ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ምስ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበሩዎ…

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሃገሮም እንትምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣፋኒየሙዎም። ፕሬዚዳንት…