Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንድራ ፌሬር ዶሳንቶስ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣዲስ ኣበባ መስ ከጀተማታት ብራዚል ብሓባር ኣብ አትሰርሐሎም መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ከንቲባ ኣዳነች…

ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ቡልቡላ ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳራ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ይ ጋንግ ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምልዛቦም ተገሊፁ። ኣብ መንጎ…

3 ማእኸላት መውሃቢ ሕክምና ካንሰር ኣብ ውሽጢ  1 ዓመት ናብ ስሥራሕ ንኸኣትዉ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላት መውሃቢ ሕክምና ካንሰር መቐለ፣ ጎንደርን ሃዋሳ  ካብ 6 ወርሒ ክሳብ ሓደ ዓመት ኣብ ዘሎ ግዘ ኣገልግሎት ምሃብ ንኽጅምራ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣማኻሪ ምቁፅፃር ሕማም ካንሰር ዶክተር ኩኑዝ ዓብደላ…

ትኹረቱ ኣብ ፓን አፍሪካኒዝም ዝገበረ መድረኽ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካን ዝተሰናደአን ኣብ ፓን አፍሪካኒዝም ትኹረት ዝገበረን መድረኽ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ብምርካብ መደረ ዝገበሩ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና፥ ዩኒቨርሲቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰራሕተኛታት ወዲቖም ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ፍቓድ ምህናፅ እቲ ህንፃ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ዝነበረ ህንፃ ሰለስተ ሰራሕተኛታት ወዲቖም ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ሎሚ ፍቓድ ህንፀት እቲ ህንፃ ተኣጊዱ፡፡ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ወረዳ 5 ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ዝነበረ ህንፃ ሰልስተ…

ዓውደ ምርኢት ንግዲ “ሜድ ኢን ጀርመን-ኣፍሪካ” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውደ ምርኢት ንግዲ “ሜድ ኢን ጀርመን-ኣፍሪካ” ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ዓውደ ምርኢት ንግዲ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ዝቕፅል 2 ክሳብ 4 መጋቢት ከምዝፀንሕ ካብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኣባላት ጉጅለ መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኣባላት ጉጅለ መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ዝመርሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ዳይሬክተር ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ኢዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ…

ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓገዝ ፋይናንስ ብምግባር መፍረያይነት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓገዝ ፋይናንስ ብምግባር መፍረያይነት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ትካላት ፋይናንስ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ብፋይናንስ ንኽሕግዙ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር…

ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ኢዩ – ኣምባሳደር መለስ ኣለም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ከምዝነበረ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ 29 ሃገራትን 53…