Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ። ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ጥራሕ ን3 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ። ብተሳሳሊ ኣብ ኩለን ወረዳታትን ክፍላተ…

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ሺ ዌንጁ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ፎረም ኢንቨስትመንትን ኣማራፅታት ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። ሺ ዌንጁ፥ ፈንድ…

መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ንሽይጣት ቀሪቡ። እቲ መፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንሽይጣት ምቕራቡ ይዝከር። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ኣብ ኢትዮ ፖስት(Ethio Post shop) ኦንላይን…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣባላት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣባላት ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም ተዛቲዮም። መቐመጢኡ ኣብ ለንደን ዝገበረ ማእኸል ታሪኽ፣ ሓድጊን ትምህርቲን ፀለምቲ ህዝቢታ ዓለም፥ ዋና ቤት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቕፅሉ በዓላት ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን። ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ተረኺበን ንዝተፀገሙ ወገናትን ዓቕመ ደካማታትን መኣዲ ዘካፈላ እተን ፕሬዚዳንን፥ እቲ እዋን ተኸተልቲ እምነት…

ሙሉቀን ሃብቱ (ዶ/ር) ሓዊሱ 5 ተኸሰስቲ ብናፃ ንኽሰናበቱ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ሞያ ቴክኒክን ስልጠና ቴክኖሎጂን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ሙሉቀን ሃብቱ (ዶ/ር) ሓዊሱ ሓሙሽተ ተኸሰስቲ ባናፃ ክሰናበቱ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 3ይ መገባእያ ጉዳያት ገበን ግዕዝይና፥…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም። እቶም ዋና ፀሓፊ፥ “ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ፀፅታ እቲ ዞባ ካብ ምዕሳል ብተወሳኺ ድሕንነት ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ብግቡእ ብምሕላዉን ምሳና…

900 ሺሕ ተመዛበልቲ ንምሕጋዝ 62 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 900 ሺሕ ዝኣኽሉ ተመዛበልቲ ንምሕጋዝ 62 ሚሊየን ዶላር ከምዘድሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ህይወት እቶም ስደተኛታት ንምድሓን፥ እቲ ዝተፀርሐ ሓገዝ ገንዘብ ብህፁፅ ከምዘድሊ እውን ኣተሓሳሲቡ፡፡…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ምክትል ቀ/ሚኒስትር ስሎቬኒያ ታንያ ፋዬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድምስ ምክትል ቀዳማይቲ ሚኒስትር ስሎቬኒያ ታንያ ፋዬን ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ስሎቬኒያን  ዕዉት ልዝብ ከምዝገበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…