Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባ ልዕሊ 22 ሺሕ ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባራዊ ዝተገበረ መምርሒ ዕድጊት ሲሚንቶ ካብ ዝፈቕዶ ወፃእ 22 ሺሕን 293 ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እናተርኣየ ዝርከብ ናህራ ዋጋ ሲሚንቶ…
ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ (ስማርት ሲቲ) ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ…
ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋጤ ስርሞሎ ንሚኒስተር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን።
እቲ ደገፍ ካብ ህዝቢ…
ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ኮንፈረንስ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነንን ተረኺቦም።
ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል…
ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና መካየዲ ስራሕ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣሊያንስ ቫክሲን ተዛዚየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና መካየዲ ስራሕ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣሊያንስ ቫክሲን ዶክተር ሲዝ በርክሌይ ብዛዕባ ኣገልግሎት ክታበትን ተዛመድቲ ጉዳያትን ተዛዚየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ ዘይተኸተቡ ህፃናት (ዜሮ ዶዝ)፣ ኣብ ዝቕፅል…
መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡
እቲ ፓናል ዘተ “ስዓራይ ህዝቢ ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘድሃበ እዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ኣብ ቤት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም።
እቲ ሀንፃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ቤተ መንግስትን ሆቴልን ሸራተንን ኣብ ዘሎ ቦታ ዝተሃነፀ ብዓይነቱ ሓዱሽ ዝኾነ ሙዚየም ሳይንስን ስነ ጥበብን ኢዩ ተባሂሉ።
ናይቲ ሙዚየን…
55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን" ዝተሰምየ 55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
እቲ ኣህጉራዊ ኩነት ንምክያድ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣቢሲኒያ ቢዝነስ ኔትወርክን…
ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን።
እቲ ደገፍ ምግቢ፣ መድሓኒትን ዝተፈላለዩ ናውቲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ እቲ ደገፍ ሰራዊት…
ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎመወ ንስራሕቲ መገዲ ባቡር ዝውዕሉ ናውቲ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎመወ ንስራሕቲ መገዲ ባቡር ዝውዕሉ ናውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ሸዋሮቢት ኣፍሊጡ።
ዝምለልከቶም መንግስታት ፌዴራልን ክልልን እቶም ናውቲ ብግቡእ…