Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናፃ ቀጠና ንግዲ ኢስታንቡል ምስ ናፃ ቀጠና ድሬዳዋ ምትእስሳር ክፈጥር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ቀጠና ንግዲ ኢስታንቡል ምስ ናፃ ቀጠና ድሬዳዋ ብሓር ንምስራሕን ምትእስሳር ንምፍጣርን ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ካብ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲ ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኣብ ቱርኪ ዝርከብ ናፃ ቐጠና ንግዲ ጎብኒዩ፡፡ ብምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሴናተር ጂም ኢንሆፈ ብምቕባል ኣዘራሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንሴናተር ጂም ኢንሆፈ ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም “ሴናተር ጂም ኢንሆፈናብ ኢትዮጵያ ዳግማይ እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም” ኢሎም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኢሬቻ ኣርማ ሓንድነት ምዃኑ ብዝገልፅ መልክዑ ተኸቢሩ ተዛዚሙ – ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣርማ ሓንድነት፣ ዕርቂ፣ ሕውነትን ሰላምን ምዃኑ ብዝገልፅ መልክዑ ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ገሊፆም። ኣይተ ፍቓዱ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ በዓል ኢሬቻ ሕድነትን ሕውነትን…

ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተራት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ሴናተራት ኣሜሪካ ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ታገሰ ጫፎ ብኣቦ መንበር ኮሚቴ ወታደራዊ ኣገልግሎት ሴናተር ኣሜሪካ ጀምስ ኢንሆፍ ዝተመርሐ ጆን ሞዝማንንን ማስተር ማሪዮን ማይክን…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ሓምለ ክሳብ ፍርቂ መስከረም ልዕሊ 163 ሺሕ ሰባት ብዓሶ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክሳብ ፍርቂ መስከረም 2015 ዓ.ም ልዕሊ 163 ሺሕ ሰባት ብሕማም ዓሶ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ድሕሪ 15 መስከረም ዘጋጥም ለበዳ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ብምትኳር÷ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል…

በዓል ኢሬቻ ብዘደንቕ መልክዑ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት የመስግን – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ብዘደንቕ መልክዑ ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ብሽም መንግስቲን ህዝቢን የመስግን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ በዓል ኢሬቻ ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ናውቲ  ምግቢ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 2 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ  ምግቢ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ንኣባ ገዳታትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ዞባን ኣረኪቦም፡፡…

ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዝኾነ ወግዒን ባህሊን ዘለዎም ህዝቢታት ዝርከቡላ ሃገር ኢያ – ኣባገዳ ጎበና ሆላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዝኾነ ወግዒን ባህሊን ዘለዎም ህዝቢታት ዝርከቡላ ሃገር ከምዝኾነት ኣባገዳ ጎበና ሆላ ገሊፆም። በዓል ኢሬቻ ሆረ ርሰዴ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ክብረ በዓል ዝተረኸቡ ኣባ ገዳ ጎበና ሆላ…

በዓል ኢሬቻ ብምስጋና ነኽብር ኣለና – ተሳተፍቲ እቲ በዓል

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ መዓልቲ ምስጋና ብምዃኑ ብምስጋና ነኽብር ኣለና ክብሉ ተሳተፍቲ እቲ በዓል ገሊፆም። በዓል ኢሬቻ ሆረ ርሰዴ እዚ ዓመት ኣባ ገዳታት ስነ-ስርዓት ኢሬፈና ብምክያድ ብዕሊ ኣጀሚሮምዎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባ ገዳታት ብዛዕባ ሰላም…

በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ንምኽባር ተሳተፍቲ እቲ በዓል ይሰናድኡ አለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ንምኽባር ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ እቲ በዓል ኣቐዲሞም ኣብ መኽበሪ ቦታ ብምኻድ ምጅማር እቲ በዓል ይፅበዩ አለዉ። ሙሉእ ለይቲ ኣብ ጎደናታት ከተማ ቢሾፍቱ ህብረ ዝማሬ እናስምዑ ዝሓደሩ መናእሰይ ሕዚ እውን ዜማ…