Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ሃርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይኽበር ኣሎ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ተኻፈልቲ በዓል ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታት እናተመር ኣብ ሆራ ሃርሰዴ ይርከቡ። ኣባገዳን ሃደሲንቄታትን ብኢዶም ርሑስ ሳዕሪ ብመሓዝ ካብ ፀልማት…

በዓል ኢሬቻ “ሆረ ኣርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ምኽባር ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ “ሆረ ኣርሰዴ” ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሆረ ፊንፊኔ” ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ኦሮሚያ ዞኖች ዝመፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸቢሩ…

ኣብ በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝኽበር  በዓል ኢሬቻ ሆረ ኣርሰዴ ንምስታፍ ኣጋይሽ ናብ ቢሾፍቱ ይኣትዉ ኣለዉ። ጎደናታት እታ ከተማ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ኣልባሳት ብዝማዕረጉ ኣጋይሽን ዝተፈላለዩ ዜማታት ብዘስምዑ መናእሰይን ማዕሪጎም ኣለዉ። እቲ…

ስራሕቲ ልምዓት ዕድል ፈጠራ ስራሕን ክእለትን ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ስብራት ክሕክሙ ይግባእ – ወ\ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ፈጠራ ስራሕን ክእለትን ስራሕቲ ልምዓት ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ስብራት ክሕክሙ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስተር ስራሕን ክእለትን ወ\ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ “ኢትዮጵያ ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ፣ ኣብ ሓሻብ ኣተሓሳስባ  ትርከብ” ዝበላ እተን…

ንሰላምን ፀፅታን ሃገርና ክንሰርሕ ኢና -ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰላምን ፀፅታን ኢትዮጵያ ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ገሊፆም። “እናተኸላኸለት ትለምዕ ዘላ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ምስ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ…

ኮሌጅ ጥዕናን ሳይንስ ሕክምናን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ መበል 25 ዙር ስነ-ስርዓት ምረቓ 453 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ጥዕናን ሳይንስ ሕክምናን ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ መበል 25 ዙር ስነ-ስርዓት ምረቓ 453 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እዚኦም 175 ዶክተራት ሕክምና እንትኾኑ እቶም ዝተረፉ ድማ ብናይ ካልኦት ጥዕናን ሳይንስ ሕክምና ዝሰልጠኑ ምዃኖም…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ከምዝተኸበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክኽበር ግደኦም ዝተዋፅኡ ኣካላት ኩሎም አመስጊኑ። ኣባ ገዳታት ፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣጋይሽ፣በፃሕቲ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ ዕዙፍ ዓወት ኢዩ- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተኸቢሩ ምዝዛሙ ዕዙፍ ዓወት ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ፥ ክብሩ ሓሊዩ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያዊያን ሓድነትን ሕውነትን ብምጥንኻር ደሚቑ ንክኽበር ንዝሓገዘና…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ኢሬቻ “ሆረ ፊንፊኔ ” ብዝማዕረገን ዝደመቐን መገዲ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ በዓል ኢሬቻ "ሆረ ፊንፊኔ " ብዝማዕረገን ዝደመቐን መገዲ ብሰላም ከምዝተኸበረ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ኣፍሊጠን። ንመበል ራብዓይ ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ እቲ በዓል፥ ብሚሊየን ዝቑፀር ህዝቢ…

ሰረት ሕውነት ብምስፋሕ ምትእስሳር ኣፍሪካ ምጥንኻር ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰረት ሕውነት ብምስፋሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትእስሳር ኣፍሪካ ምጥንኻር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም። ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ዝተዳለወ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን…