Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷ ካልኣይ…
በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚቴው ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ከምኡ እውን እቲ በዓል ብድምቀት ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ የበርክቱ ኢዮም ተባሂሎም…
ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንምውፃእ እንትፍትን ተታሒዙ ኣብ ዝተብሃለ ቻይናዊ ክሲ ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍቓድ ዘይብሉ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዘውፅእ 3 ነጥቢ 8 ኪሎ ግራም ጥፍጣፍ ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ንምውፃእ እንትፍትን ተታሒዙ ኣብ ዝተብሃለ ቻይናዊ ክሲ ተመስሪቱ።
ኣብ ሚኒስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ዘፈር ዓቃቢ ሕጊን…
ኢትዮጵያን ስፔንን ማዕቀፍ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር 5 ዓመት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስፔንን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ዝመርሓሉ ማዕቀፍ ስምምዕነት 5 ዓመት ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስፔን ሆሴ ማንኤል ኣልባሬስ ቤኖን ፈሪሞምዎ፡፡
ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ…
ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብርሃም በላይን ካልኦት ላዕለዎት…
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሶሎሞን ኳይኖር ተዛቲየን።
መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ግቡእ ሓገዝ ፋይናንስ ንኽረኽቡ ኣብ ምግባር ራኢ ሃገር ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል ቀዳማይ ተግባር…
ፕሬዚዳንት ሴራሊዮንን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ጄሲካ ኣሉፖን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም መራሕቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…
ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ሰምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰምምዕነት ተፈራሪመን
እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስስትርን ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ርክባትን ናሚቢያ ኔቱምቦ…
ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ፕሮፌሰር ፒተር ታላስ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ለውጢ ንብረት ኣየርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ምልዓሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ተፈቲሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ከምዝተፈትሐ ብዘተ ተገሊፁ።
ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ዘጋጠመ ፈተና ንምፍታሕ ኣቦታት ሃይማኖት ክልቲኦም ወገናት፣ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን ዓበይቲ ዓዲን…