Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዓመታዊ ክብረ በዓል ንግሰት ግሸን ደብረ ከርቤ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ንግሰት ግሸን ደብረ ከርቤ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ በዓል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ጎብነይቲ ከምዝተሳተፉ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ገሊፁ። ሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ሃይማኖታዊ ስርዓት ብዝሓለወ…

መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ወፃኢ ዓዲታት ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኤምባሲታት ወፃኢ ዓዲታት ንበዓል ኢሬቻ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኤምባሲ ኣሜሪካ፣ ኔዘርላንድስን ፈረንሳይን ሎሚ ዓመት ንዝኽበር ዘሎ ኢሬቻ በዓል ኢዮም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኢሬቻ ኣብ ዓመት ክልተ ግዘ ዝኽበር እንትኸውን÷ ካብ መከራ ናብ ተሰፋ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምስግጋሩ ኣመልኪቱ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ…

በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ንሰጋገረሉን ዓወት ኣብ ልዕሊ ዓወት ነመዝግበሉን ንኽኸውን ይምነ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ንሰጋገረሉን ዓወት ኣብ ልዕሊ ዓወት ነመዝግበሉን ንኽኸውን ይምነ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ…

ርክብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ  ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቡሳን ተሳሊጡ። ብኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከምኡ እውን ማሕበር ንግዲ ኮሪያ-ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሰናደአ ጉባኤ ንግዲን…

ኢሬቻ ብዓሌት፣ ፆታ፣ ሃይማኖትን ካልኦት መለክዒታትን ብዘይ ኣድልዎ ኩሉ ሰብ ፈጣሪኡ ዘመስግነሉ በዓል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ብዓሌት፣ ፆታ፣ ሃይማኖትን ካልኦት መለክዒታትን ብዘይ ኣድልዎ ኩሉ ሰብ ፈጣሪኡ ዘመስግነሉ በዓል ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ባህሊ ዕርቂ፣ ሰላም ሕውነትን ሓድነትን ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ብሄራት፣ ብሄረሰብታን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። በዓል ኢሬቻ እዋን ክረምቲ ሓሊፉን ምምላእ ማይ ጎዲሉን…

ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ንፁን ጉድኣት እንተየብፀሐ ብልዑል ጥንቃቐ ወታደራዊ ዓቕሚታት ፈልዩ ስጉምቲ እናወሰደ ይርከብ – መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ንፁን ጉድኣት እንተየብፀሐ ብልዑል ጥንቃቐ ወታደራዊ ዓቕሚታት ፈልዩ ስጉምቲ እናወሰደ ከምዝርከብ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ጉጅል ግብረ ራዕዲ ህወሓት…

በዓል ኢሬቻ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ባህላዊ ክብሪታቱን ብዝሓለወ መልክዑ ክኽበር ይግባእ – ኣባ ገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ባህላዊ ክብሪታቱን ብዝሓለወ መልክዑ ክኽበር ከምዝግባእ ኣባ ገዳታት ፀዊዖም። ኣባ ገዳ ቱለማን ፀሓፊ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞጎበና ሆላ ከምኡ እውን ኣባ ገዳ ጉጂን ኣካቢ ሕብረት ኣባ ገዳታት…

ኢሬቻ ምልክት ግዘፍ ኦሮሞ ዝረኣየሉ መድረኽ ሰላምን ሕውነትን ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ምልክት ግዘፍ ኦሮሞ ዝረኣየሉ መድረኽ ሰላምን ሕውነትን ኢዩ ክብሉ ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ባዓል ኢሬቻ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ባህሊ መግለፂ መንነት፣ ኢኮኖሚያዊን ስርዓት ምሕደራን ከምኡ እውን…