Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከንቲባ ኣዳነች ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽኒያት ልምዓት ካብ ከባቢ “ፍል ውሃ” መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ሎሚ መዓልቲ 200 ኣባይቲ ንነበርቲ ጉለሌ ፣ ኣራዳን ልደታን ኣረኪብና…
ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ መሃሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዩ።
ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዕምቆት ከምዝተዛተዩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ።
እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ፊቤላ ኢንዱስትሪያል 40 ሚሊየን ብር፣ ኣዳማ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን 30 ሚሊየን ብር፣ ብሔራዊ ኮርፖሬሽን ዘይቲ 30 ሚሊየን ብር፣ ሞተር ኢንጂነሪንግ…
ናብ ትግራይ ዝግበር መጓዓዚያ ምድሪ ዳግም ንምጅማር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ዝግበር መጓዓዚያ ምድሪ ዳግም ንምጅማር ዝዓለመ ዘተ ምስ ዝምልከቶም ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣይተ በርኦ ሀሰንን ኣይተ ደንጌ ቦሩን፥ እቲ ትራንስፖርት…
ከንቲባ ኣዳነች ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ከረክባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽኒያት ልምዓት ካብ ከባቢ “ፍል ውሃ” መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ከረክባ ኢየን።
ብመሰረት እዚ፥ 200 ኣባይቲ ንነበርቲ ጉለሌ ፣ ኣራዳን ልደታን ክተሓላለፉ ኢዮም።
5 ነጥቢ 6 ሄክታር…
ኩባንኒያታት ሩሲያ ኣብ ናፃ ዞባ ንግዲ ድሬዳዋ ኢንቨስት ንምግባር ድሌቶም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍቢ ሲ)ካብ ሩሲያ ኩባኒያታት ኣፍረይቲ መኪና ላዳን ጋዝ ግሩፕን ዝመፅኡ ተወከልቲ ምስ ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሽፈራው ሰለሞን ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ ሽፈራው ሰለሞን፥ ነቶም ተወከልቲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዘሎ ምቹው…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምስጋና ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ በስሊ ምስጋና ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሓላፍነት ኣብ ዝነበሩሉ…
“ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል እናታለሉ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ጉዳይ ንምፍፃም ቢጫ ትኬት ቁረፁ” ብምባል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ብኣሽከርከርቲ እናተንቀሳቐሱ ገበን ምትላል እናፈፀሙ ዝነበሩ 9 ተጠርጠቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ተጠርጠርቲ ገበን ዝፍፅሙ፥ ሰራሕተኛታትን ሓለፍቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን3ይ ግዘ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ከምዝካየድ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ጎዳና ኢፍጣር ኣብ ዝቕፅል ቀዳም ን3ይ ግዘ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
እቲ ኢፍጣር ጎዳና፥ “ኢፍጣርና ንወገናትና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡
ረመዳን ወርሒ ምትሕብባር፣…
ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሐኒት ፍቓድ ምሻጥ ይኹን ምክፍፋል እንተይሃለዎም ብዘይሕጋዊ መገዲ ኣፋውስ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኢድ ብኢድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ፖሊስ ካብ ሕብረተሰብ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ ክልተ…