Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ክልል ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ዝተረከባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ÷ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ብቖራፅት እናተቓለሰ…

ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን መቕተልቲ፣ ሸፍትነትን ዘረፋን እናፈፀሙ ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፀታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ልኡኽ ግብረ ራዕዲ ተቐቢሎም ኣብ ልዕሊ ንፁሃን 3 ቅትለት፣ ሓደ ፈተነ ቅትለት፣…

ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ተሓሊዩ ናብ ወለዶ ንኽመሓላለፍ ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ንህንፀት ህብረ ብሄራዊ ሓድነድትን ምትሕብባርን ዓብዪ ግደ ዘለዎ ሓድጊ ስለዝኾነ÷ ባህላዊ ክብሪታቱ ተሓሊዩ ናብ ወለዶ ንኽመሓላለፍ ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ፀዊዑ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ በዓል…

ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዑደቶም ዛዚሞም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ፕሬዚዳንት ኣፋኒዮምዎም።…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ምትእስሳረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ዘለወን ምትእስሳርን ርክብን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ስዒቡ÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓራዊ…

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ሜሪ ሳይመን ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ፍፁም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ንምጥንሓር ከምዝሰርሑ ታዛሪቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ካብዚ ብተወሳኺ÷…

ኣብ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት መኩሪያ ድንቁ፥ ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን…

መላእ ኢትዮጵያዊያን ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ብምግባር ናይ እምነት ግዴተኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ኢትዮጵያዊያን ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ብምግባር ናይ እምነት ግዴተኦም ንክዋፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ምኽኒያት ንዝተጎድኡ ወገናናት መላእ ኢትዮጵያዊያን ደገፍ ንክገብሩ ኢዩ  ውዒት ቀሪቡ። እቲ…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስተ ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ቅድሚ እቲ ሰርዓተ ቀብሪ፥ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ፈተውቱ፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ኣድነቕቱን ኣብ ዝተረኸሉ ምፍናውን ስንብትን ኣስከሬን ተገይሩ።…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣካቢ ጉዳያት ድሕንነት ሴኔት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣካቢ ጉዳያት ድሕንነት ሴኔት ኣሜሪካ ማርክ ዋርነር ተዛቲዮም። ኣብ ሴሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፂ፣ ክልቲኣዊ ረኽቢ ኢትዮጵያን ኣሜሪካንን ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ብዛዕባ ዘለዎም ግደ ዘድሃበ ዘተ ከምዝገበሩ…