Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ንፕሮጀክት መኣዲ ንወለዶ ካብ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ጀሚሩ ዝተፈላለዩ ሓገዝ ገንዘብ ንዝገበሩ ትካላት ኣመስጊኑ።
እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ቀዳማይ ዙር ሓገዝ ዝገበሩ ዝርዝር ትካላት ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ መገዲ…
ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ኤርትራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዑደት ገይሩ።
ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ "ጦር ጀነራላት ኤርትራ እንኳዕ ናብ ካልአይቲ ገዛኹም…
ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ።
ኣብ ጅቡቲ እንትበፅሑ ድማ ብኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
እቲ ልኡኽ ቅድም…
ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 21 መጋቢት 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 163 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።
109 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲን 52 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ወፃእቲ ኣቑሑትን ኢዮም ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር…
ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ተዛቲዩ።
ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐን ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዘካተተን ላዕለዎት…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ቅድመ ምድላው ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነበረ እዋናዊ ኩነታት ምኽንያት ንዝተወሰኑ ዓመታት ክትትል ዘይተገበረሎም መስሕብ ቦታታት ዝርከቡሉ ኩነታት ንምፅናዕ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣብ ክልል…
ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዓውዲታ ልምዓት፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር እቲ ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ሮላንድ ኮቢያ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ መተሓባበሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ካትሪን ሶዚ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያን…
ርክብ ኢትዮ – ኣንጎላ ምጥንኻር ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሓት ዓመታት ዝዘለቐ ምሕዝነት ኢትዮ - ኣንጎላ ብዘፈር ቢዝነስ ምጥንኻር ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ እዋን ስረሖም ንዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ምብራር ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመት ኣኽቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ምብራር ዝጀመረሉ መበል 50 ዓመት ኣኽቢሩ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ናብ ቻይና ዝገበሮ በረራ 14 ለካቲት 1965 ዓ.ም ናብ ከተማ ሻንጋይ ብምግባር ኣገልግሎት ከምዝጀመረ ኣዘኻኺሩ፡፡
ካብ 28…