Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ጎንደር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ዳሜራ ኣብ ከተማ ጎንደር ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል መስቀል መሰረት ብዝገበሩ ዝማሬታት፣ ስብከተ ወንጌል ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ መርሃ ግብሪታት ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ከንቲባ…

መስቀል ፅቡቕ ስም ሃገርና ክፅዋዕ ኣብ ምግባር፣ ባህልና ኣብ ምፍላጥን ሓድነትና ኣብ ምጥንኻርን ዓብዪ ረብሓ ኣለዎ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”መስቀል ካብ ሃይማኖታዊ በዓሉ ብተወሳኺ ፅቡቕ ስም ሃገርና ክፅዋዕ ኣብ ምግባር፣ ባህልና ኣብ ምፍላጥን ሓድነትና ኣብ ምጥንኻርን ዓብዪ ረብሓ ኣለዎ” ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ገሊፆም። ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዋሸንግተንን…

ሩሲያን ኣሜሪካን ሓዊሱ ኤምባሲታት 18 ሃገራት ንበዓል መስቀል መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ኣሜሪካን ሓዊሱ ኤምባሲታት 18 ሃገራት ንበዓል መስቀል መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ንኣሕዋትን ኣሓትን ኢትዮጵያውያን እቲ በዓል ናይ ሓጕስ በዓል ንኽኾን ተመንዩ። ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ…

በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊ ስነ ስርአዓታት ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ እውን ዳሜራ መስቀል ኣብ መላእ ሃገሪቱ ብድሙቕ ስነ ስርአት…

ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብምክብባርን ምትሕስሳብን ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን ክብሉ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሽከርከርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኲናት ምጥቃም ቀፂሉሉ ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሽከርከርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኲናት ምጥቃም ቀፂሉሉ ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ብሰላም ንምዝዛምን ንክልል ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ…

ካብ ምፅላእ ምፍቓር፣ ካብ ምድፍፋእ ምቅርራብ ካብ ባዕልኻ ሓሊፉ ንሰባት ምሕሳብ ካብ ስራሕቲ መስቀል ክንመሃር ኣለና–ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩላትና ካብ ምፅላእ ምፍቓር፣ ካብ ምድፍፋእ ምቅርራብ ካብ ባዕልኻ ሓሊፉ ንሰባት ምሕሳብ ካብ ስራሕቲ መስቀል ክንመሃር ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። በዓል ዳመራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድሙቕ…

በዓል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድሙቕ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ…

“ሮሴቲ” ኩባኒያ ሩሲያ ኣብ ፍሪያት ኣቕርቦት ናውቲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015( ኤፍ ቢ ሲ) “ሮሴቲ” ዝተብሃለ ኩባኒያ ኣፍራዪ ገመድ ኤሌክትሪክን ትራንስፎርመርን ሩሲያ ኣብ ፍሪያት ኣቕርቦት ናውቲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባኒያ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ብሓባር ምስራሕ ከምዝደሊ ኢዩ ገሊፁ።…

በዓል መስቀል እንትነኽብር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀንነትና ኣጠናኺርና ብምቕፃል ክኸውን ይግባእ-ርእሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል እንትነኽብር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደጀንነትና ኣጠናኺርና ብምቕፃል ክኸውን ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ተዛሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ንበዓል መስቀል እንኳ ኣብፀሐኩም ኢሎም። ኣብ መልእኽቶም፥…