Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናይ ሓደ ኣባል እቲ ባይቶ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ናይ ሓደ ኣባል እቲ ባይቶ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡
ኣብ ጉባኤኡ ድማ ሚኒስቴር ፍትሒ ብዘቕረቦ ሕቶ መሰረት ብምግባር ናይ ሓደ ኣባል እቲ…
ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ጉባኤ፥ ሹመት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝን ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ ዛህራ ኡመር ዓሊን መርሚሩ ኣፅዲቑ።
እቲ ሹመት ብኣብዝሓ ድምፂ…
መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብምንባብ ካብ ዝርከብ ረብሓ ብተወሳኺ ሕብረተሰብ ኣብ ልምዓት ንክሳተፍ ዕድል ከምዝፈጠረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብምንባብ ካብ ዝርከብ ረብሓ ብተወሳኺ ሕብረተሰብ ኣብ ልምዓት ንክሳተፍ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ።
ልምዓት ቱሪዝም ንምቅልጣፍ ብዙሕ ገንዘብ ከምዘድሊን ብቐዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ…
ፕሮጀክት ጎርጎራ ሕልሚ ታሪኽ ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ ደሚሩ ዝሓዘ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ጎርጎራ ሕልሚ ታሪኽ ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ኢትዮጵያ ደሚሩ ዝሓዘ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣካል ፕሮጀክት “መኣዲ ንሃገር” ኣብ ዝኾነ ጎርጎራ ዑደት ገይሮም።
እቲ ፕሮጀክት…
ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣፍሊጡ።
ካብ መጋቢት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ዝተገበረ ከይዲ 131 ሺሕን…
መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ግብፂ ኣብ ሩባ ኣባይ ዝሓዞ ኣሉታዊ ቅዋም ብምቕያር ናብ ስምምዕነት ንኽመፅእ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 30 ዓለም ለኸ ውዳበታት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ሓቲቶም።
እቶም ውዳበታ ዳያስፖራ፥ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ሩባ ኣባይ ዝድግፍን መንግስቲ ግብፂ…
ጦር ጀነራላትን መኮነናትን ኤርትራ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ጀነራላትን ላዕለዎት ኣመራርሓ መኮነናትን ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ምሕደራ መርበብ ሓበሬታን ድሕነንትን ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ኣመራርሓ ሰራዊት፥ ዓቕሚ መሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል…
ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝፈሪ ፍርያት ወርቂ ሕጊ ተኸቲሉ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ንኸኣቱ ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዝፈሪ ፍርያት ወርቂ ሕጊ ተኸቲሉ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ንኸኣቱ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ገሊፆም።
ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ዘይሕጋዊ ዕድጊት ወርቂ ንምቁፅፃር…
ግድብ ህዳሰ ኣርኣያ ፕሮጀክት ኩለ መዳይ ዞባዊ ረብሓ ኢዩ-ሱዳናዊ ተንታኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣርኣያ ፕሮጀክት ኩለ መዳይ ዞባዊ ረብሓ ሃገራት ዘሐሉ ኣፍሪካዊ ፕሮጀክት ልምዓት አዩ ክብል ነበር ዲፕሎማት ጋዜጠኛን ተንታኒን ሱዳናዊ መኪ አልሞግራቢ ገሊፁ።
መኪ አልሞግራቢ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ሕፅረት ምሩፅ ዘርኢ ከየጋጥም ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ንምቕራብ ብዕቱብ እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ንክልላት ዝድልድሎ ምሩፅ ዘርኢ፥ ብትካል ምሩፅ ዘርኢ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያን…