Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገባ በቢከባቢአን እወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደራ ምዃነን ተገሊፁ።…

ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ፋውንዴሽን ሪታ ሮይን ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድን ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ገምጋም መርሃ ግብሪ…

ከንቲባ ኣዳነች ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ፥ እንሰርሖ ስራሕቲ ንነበርቲ ኣዲስ…

ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ። እቲ ካምፕ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ መምርሒ ሰራዊት፣ መንበሪ ሻለቃ መኮንናትን ኣብያተ ዕዮን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ…

ብዘይሕጋወዊ መገዲ ዝተገጠሙ ቆፃሪታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ገርጂ ጎሮ ፍሉይ ስሙ ኣሳማ እርባታ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ 17 ቆፃሪታት ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ከምዝተረኸቡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢዮጵያ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ዝተረኸቡ ቆፃሪታት ምስ ዝወድኡዎ…

ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን ኩለ መዳይን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾ ተዛቲየን፡፡ ሓፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾነት ከተማ ሊዮን ብተወሳኺ፤ ምስ ካልኦት ከተማታት ፈረንሳይ ኣብ ቱሪዝም ከተማ ብሓባር ዝስረሐሎም…

7ይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን መዳርግቲ ኣካላት ክልልን ፌደራልን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን መዳርግቲ ኣካላት ክልልን ፌደራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ፣ ዋና ተፀዋዒ መንስቲ ኣይተ ፀጋዬ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ወናጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 10 ሰባት ጉድኣት በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 12 ካብ ያሎ ናብ ኣዲስ ኣባ…

መንግስቲ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ‘ማውቲ ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ዝተሰርሑ ስራሕቲ በዝምልከት መብርሂ…