Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ዓውዲትት ዝተምሃሩ ልዕሊ 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ንመበል 14 ግዘ ብዓውዲ ሕክምና ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲትት ከምህሮም ዝፀንሐ ልዕሊ 700 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ዶ/ር ሁሴን ቃሲም፣ ፕሬዝደንት እቲ…
ባንኪ ፀደይ ስርሑ ብወግዒ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ቐደም ሽሙ ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣምሓራ /ኣብቁተ/ ናይ ሐዚ ባንኪ ፀደይ ስርሑ ብዕሊ ብወግዒ ጀሚሩ።
እቲ ባንኪ ኣብ 148 ጨንፈራት ብ 8 ቢሊየን ብር ብዝተኸፋፈለ ርእሰ ማል ብዕሊ ስርሑ ምጅማሩ ተገሊፁ።
እቲ ባንኪ ስሙ ናብ ፀደይ…
ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ሚሊዮን ብር ዝግምቶም ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ኦሞ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 7 ሚሊዮን ብር ዝግምቶም ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።
ነቲ ሓገዝ ዝተቐበላ ሚኒስተር ዲኤታ ሚንስትር ምክልኻል ሃገር ማርታ ሉዊጂ፥ ሓድነት ልኣለዉነት ሃገር ንምሕላው ብቖራፅነት ይኳሻሕ…
መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ ምርግጋፅ ደው ኣየብለናን-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ ምርግጋፅ ደው ኣየብለናን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ናብ ፋና ብድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ሆሮጉድሩ ወለጋ ኣብ ለዕሊ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፍሪያት ሰርናይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዘሎ ፍሪያት ሰርናይ እወንታዊ ጅማሮ ከምዘለዎ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ድምር ውፅኢት ልዑል ውፅኢት ከምዘርከብ…
ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ኣመራርሓ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራ ተዛቲዮም።
እቶም መራሕቲ ፖሊሲ ኣፍረይቲ ኢንዲስትሪ ካብ ምስንዳእ ጀሚሩ ኣብ እዋን ኮቪድ ኤክስፖርት ክቕፅል…
መድረኽ ዘተ ኣብ ምምዕባል ዝርከባን በሪ ባሕሪ ዘይብለንን ሃገራት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉን ኣብ ምምዕባል ዝርከባን በሪ ባሕሪ ዘይብለንን ሃገራትን መድረኽ ዘተ ኣብ ኒውዮርክ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጋድና ጎድኒ ኢዩ እቲ መድረኽ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
በዓል ዳሜራን መስቀልን ብሰላም ንኽዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ በዓል ዳሜራን መስቀልን ብሰላም ንኽዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምስ ዝተውፃፅኡ ወለንታውያን ኣባላት ሰራዊት ሰላም ብምትሕብባር በዓል መስቀልን ዳሜራን ብሰላም…
ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ኣባል ሸኔ ከምዝኾነ ዝተጠርጠረ እቲ ውልቀሰብ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ካብ ወለዲ እቲ ህፃን ተቐቢሉ ኣብ ከተማ…
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ሚኒስቴርን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።
እቲ ሓገዝ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ንሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ…