Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ-ኣይተ መላኩ ኣለበል
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ ክብሉ ሚኒስትር ሚኒስተር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኦሮሚያ፥ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ምስ ሰብ ሃፍቲ…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ተፈራሪሙ።
ኣብቲ ስምምዕ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ቋንቋታት ሸለመ ከቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚክ እቲ ዩንቨርስቲ ረዳት ፕሮፌሰር…
ዉድብ ብልፅግና ዝዉክሉ ኣባላት ቤት ምኽሪን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲዩ ኣሎዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዉድብ ብልፅግና ወኪሎም ዝተመረፁ ኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ምኽትል ፕሬዚዳንት ዉድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዘጀመሩ እንትኾን፤…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፈለማ እዋን ምስ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ትግበራ ስምምዕነት ሰላም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ክሳብ ሕዚ ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ዝተሳለጡ ተግባራት ዝተገምገሙ እንትኾኑ÷ ኣብ ቀፃሊ ትኹረት ኣብ ዘድልዮም ጉዳያት ኣንፈት…
ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሓላፍነት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመደበ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ዘለዋ ቅዋም ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ።
ላዐለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ሩሲያ ሃገራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምትብል ኣረጋጊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሎሚ እውን ከምትማሊ ሃገራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምትብል ኣረጋጊፃ።
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ፓርላማ ሩሲያ ሓላፊ ምትሕብባር ቤት ምኽሪ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ምስ ዝኾኑ ኒኮላይ…
ካብ ኣሰራርሓ ስርዓት ድጎማ ወፃእ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣሰራርሓ ስርዓት ድጎማ ወፃእ ብዝኾነ መገዲ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ እናተወሰደ ምዃኑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ከምዝሓበሮ÷ ስርዓት ድጎማ ነዳዲ ካብ ዝፈቕዶ ኣሰራርሓ ወፃእ ብዝኾነ መፈዲ…
ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ።
እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብሓባር ዝኸተምዎ ኢዩ።
ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑን ዋና…
ባህሊ፣ ክብሪን ስነ-ምግባርን ሓደ ማሕበረሰብ ንምሕላው ወለዶ ባህሉን ክብሪታቱን ክመሃር ይግባእ – ከንቲባ አዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ፣ ክብሪን ስነ-ምግባርን ሓደ ማሕበረሰብ ንኽሕሎ ወለዶ ባህሉን ክብሪታቱን ምምሃር ከምዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
መበል 14 ከተማ ሓቆፍ ፌስቲቫል ባህሊ “ባህሊታትና መሰረት ሓድነትና!” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተሳሊጦም – ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሳለጡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ንክልተ መዓልቲ እናተኻየደ ዝፀንሐ ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ መንፈቕ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣባላት ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ…