Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ…
ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣብ ዳግመ ህንፀት ብትኳር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ባህርዳር ይዝቲ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ…
ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ።
ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን(ህወሓት) ብመሰረት ዝተፈፀመ ስምምዕ ሰላም ምስቲ ጎንፂ…
ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳየን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጊልበርት ሃንግቦው ተመያዪጠን።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ጄኔቫ ካብ 27…
እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገብር ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገበር ተሓቢሩ።
ንኣስታት ክልተ ዓማዉቲ መሃያ ከይተኸፈሎ ንዝፀንሐ ሰራሕተኛ መንግስቲ መሃያ ምኽፋልን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ…
“ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር መለስ ኣለም፥ እቶም ኡጋንዳዊያን ካብ…
ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም-ውድብ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 2010 ዓ.ም ስእነት ስራሕ፣ ናህሪ…
ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ።
ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ህዋ ን185 መዓልታት ዝፀንሐ ከምዝኾነ…
ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ስርዓት ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኩለ መዳይ፣ ተመሳሳሊን ኣተኣማማኒን ነበርቲ እዛ ሃገር ዝምዝገብሉ ስርዓት ብምዝርጋሕን ሓበሬታ ተመዝገብቲ ብምሓዝ ሰርዓት ኣጠቓቕማ…
ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ መለስ ኣለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም።
ኣብ…