Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ።
እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ትምህርቲ ኢዩ ተኻይዱ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት…
ኣምባሳደር ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣቭብ ግብፂ ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱል ፈታህ ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም።
ፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ ካይሮ ዝተቐበልዎም አንትኾኑ፥ ፃንሒቶም ዕዉት ንክኸውን ተመኒዮም።
ግብፂ…
ንግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ንሳልሳይ ዙር ዝኾፈቶ ኲናት ዝኹንንን ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ስጉምቲ ክትወስድን ዝሓትት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ።
ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ÷ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውንን ፈተውቲ…
ኣብ ከባቢ ኣብያተ ትምህርቲ ዘዝሳለጡ ሃወኽቲ ተግባራት ንምክልኻል ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ከባቢ ኣብያተ ትምህርቲ ዝሳለጡ ሃወኽቲ ተግባራት ብምክልኻል ብስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍራይ ብዕቱብ ከምዝስራሕ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ዘላለም ሙላቱ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ…
ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባ ዘትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ብምኻን ኣብ ሃገራዊ ዛዕባ ዘትዩ፡፡
ኣፍቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣብዱልሃኪም ኡመር ከምዝገለፅዎ÷ ግብረ ራዕዲ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንእሰይ ትግራይ ናብ ኩናት እናዳጎነ የፅንቶ ኣሎ ዕጡቓት ጉጀለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንእሰይ ትግራይ ናብ ኩናት እናዳጎነ የፅንቶ ኣሎ ክብሉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጀለ ገሊፆም፡፡
ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጀለ ከምዝበልዎ÷ “ብፀላእቲ ተኸቢብና ኢና እናበለ ብናይ ሓሶት…
ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዝዋገኦም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ንምግብነት ዘዉዕሉ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡
እቲ ሓገዝ÷ ሓለፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ይስሃቅ ኣብዱልቃድርን ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን…
ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈላለዩ ኣባላት ቤት ምኽሪን ዘካተተ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ በህርዳር ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ፤ ንተሳተፍቲ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ…
ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባር ኣብ ዝግበር ምንቕስቃስ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡
ምንቕስቃስ ኣፈፃፅማን ትልምን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ናይ ዓይነት ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ÷ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ከተማ ሰመራ ተረኺበን ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪበንኦ፡፡…