Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ከንቲባታት ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማን ደሴን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ከንቲባታት ኣፍሪካ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም።
ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪኑሚ ኣዲንስያ ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ባንኪ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ዑደት ኣሳሊጠን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማኑፋክቸሪንግ ሆራይዘን ኣዲስ ጎማ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ናይ ውልቀ ማሕበር ዑደት ኣሳሊጠን።
እተን ፕሬዚዳንት እቲ ትካል ፅርየት ዘለዎም ፍሪያት ንምፍራይ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ንኢደን።
እቲ ትካል ንፅርየት…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝቐረበሉ ሹመት ሚኒስትራት መርሚሩ ኣፅዲቑ።
6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ኣኼባ÷ ቃለ ጉባኤ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ግደ ሙሁራን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶምጨምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም።
ቅድሚ ሕዚ “ግደ ሙሁራን ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዙሓት መድረኽ ዘታት ምግባሮም…
ብኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ነበርቲ ምዕራብ ኦሮሚያ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበረ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ገሊፁ።
በቶም ርእሰ ምምሕዳር ዝተመርሐ ልኡኽ÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ…
ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ፣ ዓለም ለኻዊን ዞባዊ ጂዶ ፖለቲካን ዓለም ለኻዊ ኩነታት ድሕንነት ንድሕንነት ኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ዘተ ይግበር ኣሎ።
ሓላፊ ዋና ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብርጋዴር ጄነራል ቡልቴ ታደሰ ኣብ መደረኦም፥ እቲ ዘተ እዋናዊ፣…
ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም።
ኣብቲ ዑደት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ሓዊሱ ዳይሬክተር ካንትሪ ባንኪ ዓለም፣ ላዕለዎት…
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስፋሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ኣብ ምስፍሕፋሕ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ።
ኮሚሽነር ኮሚሽንኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ÷ ምስ ተወካሊ ዓለምለኸ ቻምበር ዱባይ ኣብ ማእኸላይን ምብራቕን…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ዳን ጀርገንስ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ኢኮኖሚን እዋናዊ ኩናታትብ ብምድሃብ መልዛቦም ተገሊፁ።
ኣይተ ኣሕመድ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብዛ…
ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ውሽጢ ኻደ ሰሙን ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ 5 ክሳብ 11 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ክትትል 142 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…