Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ይግባእ – ፕ/ር አን ፊትዝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጌራልድ ገሊፀን። ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ዲን ዓለም ለኸ ዓለም ለኸ…

ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ማሕረዲ እንስሳት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ክልል 1 ሺሕን 411 ሰንጋ ፣ 1 ሺሕን 85 ኣጣል፣ 1 ሺሕን 160 ኣባጊዕ ብድምር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡…

ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕ መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብርን መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ኣብቲ መመሓየሺ ታክሲ÷ ካብ ወፃኢ ዝኣትዋ ይኹና ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርያ ብኤሌክትሪክ…

መበል 12 ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲመበል 12 ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ። ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ደክተር ይልቃል ከፋለ÷ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ጉባኤ ጣና ፎረም 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ምስ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ እቲ ፎረም…

መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ተመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 6፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ከምዝተመሓየሸ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ናብ ሃገር ዝኣትዉሉ ኩነታት ዝውስን ኣብ ስራሕ ዘሎ መምርሒ ንዘይሕጋዊ ተግባር በሪ ዝኸፍትን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት…

ስርዓት ፌዴራል ንምድንፋዕ ትካላዊ ውዳበ ምዝርጋሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፌዴራል ንምድንፋዕን ንፍትሓዊ ተረባሕነት ህዝቢታትን ትካላዊ ውዳበን ኣሰራርሓን ምዝርጋሕ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ፎሮም ኦፍ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳ መድረኽ ኣሰናዲኡ፡፡…

ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ባሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ባሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ስንቂን ገይሮም። ሉኣላውነት ሃገር ንምኽባር እናተዋደቑ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ደጀንነቶም ከምዘጠናኽሩ እቶም ነበርቲ…

ኣብ ዝጀመርናዮ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣብ ሽቶ ክንበፅሕ ቀሪብና ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ዝጀመርናዮ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣብ ሽቶ ክንበፅሕ ቀሪብና ኣለና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…

ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ዝዝቲ ጉባኤ ሚኒትራት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ዝዝቲ መበል 18 ጉባኤ ሚኒትራት ኣፍሪካ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ሚኒስትራት÷ ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድሩ ከም ቅልውላው ጥዕና፣ ምግቢ፣ ሓይሊን ገንዘብን ኣድሂቦም ክዝትዩ ኢዮም ዝብል…

ምስ ኮቪድ-19 ጋር ተተሓሒዙ ሓሬታታት ኣብ ምጥቃም ዓቕሚ ትካላት ሃይማኖት ዘጎልብት መርሃ ግብሪ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ለበዳ ኮቪድ-19 ጋር ተተሓሒዙ ሓሬታታት ኣብ ምጥቃም ዓቕሚ ትካላት ሃይማኖት ዘጎልብት መርሃ ግብሪ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ብትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዝተሰናደአ ሰነድ መዕበዪ ግንዛበ ኮቪድ-19 ዕላዊ ተገይሩ፡፡…