Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ኣመራርሓታት ሸኔ ልኡኽቶ ብምቕባል ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ሽብር እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 9 ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብምዃን ካብ ኣመራርሓታት እቲ ጉጅለ ልኡኽቶ ብምቕባል ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ ንተግባር ራዕዲ እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ 9 ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
እቶም ተጠርጠርቲ÷ ኢፋ መኩሪያ፣ ናስረሰ ያሲን ፣ ገለታ…
ሕብረተሰብ ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ደም ንዘድልዮም ወናት ዝኸውን ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ፃውዒት ቀሪቡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ቲሹን ኢትዮጵያ ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ገብሪ…
ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
እቲ ምምሕያሽ ኣብ ጀረጃ 1፣ ደረጃ 2ን ደረጃ 3ን ተሸከርከርቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።
እዚ ድማ ኣብ…
ከተማ ኣብዓላ ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣብዓላን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ከባቢ ብምኽኒያት ኲናት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዑል ጉድኣት ብምግጣሙ ለዕሊ ክልተ ዓመት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ከምዝነበረ…
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሲቪል ኣቪዬሽንን ሶማሊያ ፋርዶዋስ ኦስማን ኤጋል ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።
እተን ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኸንን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን…
ጎንደር ኣብ በዓል ጥምቀት ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣጋይሽ ንምቕባል ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረት ተሓሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ጥምቀት ክሳብ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኢኮኖሚ ካብ ዘፈር ቱሪዝም ክርከብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን ከተማ ጎንደር ገሊፁ።
ሓላፊ እቲ መምርሒ ቻላቸው ዳኜ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበሉዎ÷ ኣብ እዋን በዓል…
ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ምምሕዳር ሸገር ተጣይሹ።
ኣብቲ ምስረታ ድማ ኣይተ ቃበቶ ኣልቤን ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ገይሩ ሾይሙ።
ወይዘሮ ፀሃይ ደበሌ ድማ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኮይነን ተሾይመን።
እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ንጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትግራይ 15 ተሽከርከርቲ ኣስረከበ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ትግራይ እቲ ማሕበር ዝኾና 10 ኣምቡላንስን ሓሙሽተ ቀለልቲ ተሽከርከርቲን ኣስረከበ።
እቲ ሓገዝ ካብ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ዘስተረኸበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ፕሬዚዳንት ማሕበር…
ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ነዳዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምምዕርራይ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስትር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ÷ ካብ ሎሚ ለይቲ ሰዓት ሽዱሽተ 30 ታሕሳስ ጀሚሩ ብዝግበር…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኪን ጋንግ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም።
ኪን ጋንግ ኣብ እዋን ዑደቶም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተራኺቦም ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡
ሚኒስትር ጉዳያት…