Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓማውቲ ሃገሮምን ህዝቦምን ብጅግንነት ንዘገልገሉ ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ።
ከይዲ እቲ ህንፀት በቲ በዓል ዕድልን ሚኒስቴር…
ኣብ ከይዲ ፍርዲ እናሃለወ ካብ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌደራል ዘምለጠ ኪዳነ ዘካርያስ ኣብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሉ ኣብ ከይዲ ፍርዲ እናሃለወ ካብ ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌደራል ዘምለጠ ኪዳነ ዘካርያስ ኣብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ብዝፍፀም ተግባር ጭካነን ግፍዒ ዝተመልኦ…
ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ፥ ምክትል ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኢንጅነር ጌቱ ግዛውን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን…
ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ውቕር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ንምኽባር ናብ ላሊበላ ዝኣተዉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ውቕር ኣቢያተ ክርስቲያናት ላሊበላ ዑደት ኣካይዶም።
መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት በዓል ልደት ንምኽባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ላሊበላ…
ትካል መፍረዪ እታወታት ኮምስትራክሽን ምክልኃል ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዘኽእሎ ምምሕያሽ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መፍረዪ እታወታት ኮምስትራክሽን ምክልኃል ንኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዘኽእሎ ምምሕያሽ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ኣሕመዲን መሓመድ ገሊፆም።
ዶክተር ኣህመዲን መሓመድን ኣመራርሓታት ትካላት ኮንስትራክሽን…
ኣምባሳደር ተሾመ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሾመ ካብ 28 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ብምዃን ተሾይሞም።
ኣምባሳደር ተሾመ ቅድሚ ሕዚ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ብምዃን ኣገልጊሎም፡፡
ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ÷ ኣብ…
ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብን ትዕዝብቲን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ክልል ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘድሃበ ልዝብን ትዕዝብቲን ኣካይዶም።
እቲ ጉጅለ ትዕዝብቲ ገይሩ ዘሎ ኣብ ዞባታት ማእኸላይን ሰሜን ምዕራብን ኣብ ዝርከባ ቀዳማይን ካልኣይን…
በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 12 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ 29 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 12 ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana…
ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ 2015 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ኣብ መልእኽቶም ድማ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ፍቅሪን መሰረት ትሕትናን ስለዝኾነ ህዝበ ክርስቲያን ሕድሕዱ ብምፍቓርን…
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ልደት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ፣ ርእሰ…