Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን-ነበርቲ ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ተዛሪቦም።
ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ኣፍራይነት ናብ ተሓገዝቲ ምቕያሮም ዝተዛረቡ…
ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ 70 ሜትሪክ ቶን እታዎት ሕክምናን መድሓኒትን ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ 70 ሜትሪክ ቶን እታዎት ሕክምናን መድሓኒትን ደገፍ ከምዝገበረ ጨንፈር ሽረ እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ደገፍ ብምክንያት እቲ ኵናት ዝዓነዋ ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምህናፅን ፀገማት እታዎት ምቕራፍን ዝዓለመ እዩ…
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ንግድን ተሽከርካሪን ምንቅቓሕ ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ንግድን ተሽከርካሪን ምንቅቓሕ ይፈጥር ኣሎ ክብሉ ነበርቲ እታ ከተማ ሓቢሮም።
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ስዒቡ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ተጀሚሩ…
ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድጊት ነዳዲ ሙሉእ ብሙሉእ ብኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምፍፃም ኣብ ቀረባ እዋን ከምዝጅመር ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ሚኒስቴር ንግድዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እቲ ስርዓት ክፍሊት ዝጅመረሉ ሓፈሻዊ ከይዲ ኣመልኪቶም ብሓባር…
ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ይርከብ – ኢ/ር ሃብታሙ ተገኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ መዓድን ብግቡእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል ቅድሚት ተዋሂቡዎ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ሃብታሙ ተገኝ ገሊፆም።
ኢንጂር ሃብታሙ፣ ሚኒስትር ዴኤታ መዓድን ሚሊዮን ማቴዎስን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኡሞድ ኡጁሉን ኣብ ወረዳ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ይዛተዩ ኣለው።
እቲ ዘተ ሓፈሻዊ ኩነታትን ምንቅስቓስን ኢኮኖሚ ሀገር ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓሰለ ኣንፃራዊ ሰለም ናብ ስሩዕ ስራሕና ክንምለስ ገይሩና – ሓረስቶት ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝዓሰለ ኣንፃራዊ ሰለም ናብ ስሩዕ ስራሕና ክምለሱ ከምዝገበሮም ሓረስቶት ትግራይ ገሊፆም።
ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ሓረስቶት ናብ ሰላም ዝተገበረ ስግግር ካብ…
ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ይፈትሕ ዝተብሃለ ሓበሬታ ዝወሃበሉ ሴፍትዌር ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ይፈትሕ ኢዩ ዝተብሃለ ሓበሬታ ዝወሃበሉ ሴፍትዌር ምድንፍዑ ምሕደራ ድሕንነት ሓሬታን ኢንፎርሜሽንን ኣፍሊጡ።
ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝተገበረ ሶፍትዌር÷ ዜጋታት ኣብ ትካላት ኣገልግሎት ንምርካብ ከይዶም…
ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኢትዮጵያ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽሪ ሮበርት ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ ኣክሊሉ÷ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ኢትዮጵያ ተዋፊሮም ዝፀንሐ ምሕዝነት ክልቲአን…