Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ……
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ተፀራሐት ኢያ፡፡
ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ድሕሪ 31 ዓመታት ትፅቢት ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝተመለሰትላ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2005 ዓ.ም ከምዝኾነት ይዝከር፡፡…
ኣብ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ክግበሩ ዝነበሩ ፀወታታት ፈላማይ ሰሙን እቲ ፕሪሚየር ሊግ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩሎም ኢሉ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፡፡
ናይ መጀመርታ ትሽዓተ ሰሙናት ውድድራት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን…
ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ።
ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ።…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ምድብ 9ይ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ብሕታዊት ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዓ ዓለም 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ጊኒ ቢሳው ክተካይድ ኢያ፡፡
ካብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ምስንባታ ኣቐዲማ ዘረጋገፀት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ኢያ…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መወዳእታ እዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም፡፡
ኣብ ሮማንያ ዝተኻየደዳድድር 10 ኪሎ ሜትሮብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ክዕወቱ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ከበሪ ቤጂጋ ከምኡ እውንብደቂ…
ቼልሲ ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ካብ ዘተኣናገደቶም ክልተ ተኸታተልቲ ስዕረታት ብምምላስ ንሊቨርፑል ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ እተተኣናግደሉ…
ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡
ሳዳት ጀማል ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ሓላዊ ልዳት ኮይኑ ብምፅዋት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ሓለውቲ ልዳት ሃገራዊት…
ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ሓያላት ጋንታታት ዓለም እዚ እዋን ባርሴሎናን ፒኤስጂን ኣብ ኤስታዲ ኦሊምፒክ ዝገብረኦ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ስፔናዊ…
ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡
ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡
ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ…