Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ሃድያ ሆሳእና ምስ ሸገር ከተማ ቀትሪ ሰዓት 9 ከምኡ እውን ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ባህር ዳር ከተማ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና፡፡ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዓለም መብፅሒኡ ዝገብር ኮንቲኔንታል ቱር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትግበር ብኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ነሓስ ከምዝተውሃቦ…

ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ አውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ሎሚ ምሸት ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት እቲ መድረኽ ዝኾነት ፒኤስጂ ኣብዚ ዓመተ…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ሎሚ ምሸት ክጅምሩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ብምጉዓዝ ምስ ጋላታሰራይ ክትራኸብ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ሽዱሽተ ግዘ…

ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውንን 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ። ቀትሪ ሰዓት 9:15 ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ኣብ ሊግ ሓደ እናተሳተፈት ንእትርከብ ማንስፊልድ ታውን ዝገጠመት ኣርሰናል ኖኒ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት እንትካየዱ ኣርሰናል ምስ ብራይተን ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ነቲ ሊግ ብ64 ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ኣብ ዝተገበረ ቀዳማይ…

ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ተፃዋቲ ሪያል ማድሪድ ሮድሪጎ ብሰንኪ መጉዳእቲ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ፡፡ ሮድሪጎ ሎሚ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ ኣብ የማናይ እግሩ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ ክለቡ ኣፍሊጡ፡፡ እዚ ወዲ 25 ዓመት…

ሎሚ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ መበል 29 ሰሙን ሎሚ ምሸት 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ። ኣብ ቀፃሊ ውድድር ዓመት ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮፓ ትወዳደር ዘላ ሊቨርፑል ናብ ስታድየም ሞሊኒክስ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 5፡15…

ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘራኸበ ድልድል ሻምፒዮንስ ሊግ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ውድድር ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ሲውዘርላንድ ኒዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ በዚ ድማ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ቦዶ ግሊምት ክምኡ እውን ባርሴሎና ምስ…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት በዓል ዋናነት ዓዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተፃዋታይ ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ በዓል ዋናነት ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት ዓዲጉ፡፡ ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲ ባላንዶር ኣብ ኣልሜሪያ 25 ሚእታዊት ብፅሒት ምግዝኡ እዩ ዝተገለፀ። ኣልሜሪያ ኣብ ካልኣይ ሊግ…