Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ኳታር እናኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ÷ ካብ ምድብ ሰለስተ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስታድዮም ሉሳይል ሰዓት 7 ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ…
ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ካልኣይ መዓልቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራዊያን ጋንታታት እንግሊዝን ኢራንን ተራኺበን።
ኣብቲ ፀወታ÷…
ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ብምኽኒያት ጉድኣት ንሳዲዮ ማኔ ዘየሰለፈት ሴኔጋል ምስ ኔዘርላንድስ ሰዓት 7 ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ኣብ ጉጅለ…
ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ብኢኳዶር 2 ን 0 ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ትማሊ ምሸት ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተጀሚሩ።
ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ምስ ደቡብ ኣሜሪካዊት ሃገር ኢኳዶር መኽፈቲ ፀወታኣ ኣካይዳ።
ኣብቲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኳታር ብኢኳዶር መዘናኣ 2 ን 0 ተሳዒራ።
ክልቲአን…
ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሎሚ መዓልቲ መኽፈቲ ፀወታ ኣብ ዝተኣናገደሉን 60 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድን ስታዲየም ኣል ባይት ኢዩ፡፡
ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሳውንድ ትራክ እቲ…
ካሪም ቤንዜማ ካብ ፅዋዕ ዓለም ወፃኢ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ካሪም ቤንዜማ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ ፅዋዕ ዓለም ወፃኢ ከምዝኾነ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ኣፍሊጣ፡፡
ካሪም ቤንዜማ ካብቲ ውድድር ወፃኢ ኮይኑ ዘሎ፥ ትማሊ ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ጭዋዳ…
ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብሃንቀውታ ትፅቢት ዝግበረሉ መበል 22 ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ክጅምር ኢዩ።
ስነ ስርዓት መኽፈቲ እቲ ውድድር፥ ከባቢ 60 ሺሕ ተመልከትቲ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ኣብ ዘለዎ ስታዲየም ኣል በይት ክካየድ…
ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ካብ ኣምሓራ ቤት ህንፀት ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ።
ኣትሌት ኣቤ ጋሻው፥ ኣብዚ ውድድር እንትዕወት ሎሚ ዘበን ንመበል ሳልሳይ እዋን ኢዩ፡፡
ኣትሌት…
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 26 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ሕቶ ኣባልነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ምዕራብ…
ባሕርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባሕርዳር ከነማ ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ፡፡
ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ 8ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ÷ ፉኣድ ፈረጃ፣ ፍፁም ጥላሁንን ያሬድ ባየህን ናይ ባህርዳር…