Browsing Category
ስፓርት
ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሽት ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2023/24 ሎሚ ምሽት ጋንታ በርንሌይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅምር ኢዩ ጨዋታ ጅማሮውን ያደርጋል፡፡
ኣብ መኽፈቲ እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ሓዳሽ ናብቲ ሊግ ዝዓበየት ጋንታ ርንሌይ ምስ…
መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ ቡና፣ ኣዳማ ከተማ መስ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ፣ ሻሸመኔ ከተማ ምስ ወላይታ ድቻ፣ ሀምበሪቾ ዱራሜ ምስ ድሬዳዋ…
ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ሃሪ ማጓየርን ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ተኸላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዪናይትድ ዝኾነ ሃሪ ማጓየርን ተፀዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ሳውዝሃምፕተን ጄምስ ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ።
ዌስትሃም ዩናይትደ ቅድም ክብል ንማጓየር 20 ሚሊየን ፓውንድ…
ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ኣፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ብክልተ ዓመት ኩንትራት ከምዘፈረመት ዕላዊ ገይራ።
እታ ጋንታ ንናይጀሪያዊ ሞሰስ ኦዶ ቶቹኩንን ጋናዊ ተፃዋታ ክዋሜ ኣዶምን ከምዘፈረመቶም ካብታ ጋንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ቁፅሪ ሸቶታት ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ሸቶታት ተዓዊታ።
ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ0 እግሪ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ምስ ዛንዚባር መሰተአን ኣብ ዝገበርኡ ፀወታ 6 ን 1…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንተጋጣሚታ ቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
እሙሽ ዳንኤል ቅድሚ ዕረፍቲን ድሕሪ ዕረፍቲን ብዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ኢያ ኢትዮጵያ ክትዕወት ክኢላ፡፡…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምሕዝነታዊ ፀወታ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረ ማሪያምን÷ ክልተ…
ኣብ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ባህር ዳር ከተማ መጋጥምታ ፈሊጣ።
እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ክትራኸብ ኢያ።
እዚ ፀወታ እንተስዒራ÷ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ድማ…
ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ።
ጋንታ ፋሲል ከነማ ካብ ዝተዛዘመ ውድድር ዓመት ንደሓር ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምሻም ኣብ ምድላው ከምዝርከብን ምስ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ድርድር…
ኣብ ዳይመንድ ሊግ ለንደን ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይምንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ፡፡
ጉዳፍ ፀጋይ እቲ ርሕቐት ንምዝዛም 14 ደቒቕ 12 ሰከንድ ዝወሰደላ እንትኸውን÷ ንተናሓናሕታ ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ብያትሪስ ቺቤትን ብምቕዳም ኢያ ብዓወት…