Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሽቶታት ሃዲያ ሆሳእና÷ ፀጋዬ ብርሃኑ ኣብ መበል 25፤ መለሰ ሚሻሞ ኣብ መበል 85 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ሽቶታት ጋንታ…

ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ብብርኪ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ሜጀርስ ብብርኪ ብዝተገበረ ምሃብ ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና። እቲ ደረጃ ኣብ 6 ዋና ዋና ውድድራት ማራቶን ማለት እውን፤ ኣብ ውድድራት ማራቶን በርሊን፣ ለንደን፣ ቦስተን፣ ቶኪዮ፣…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ቤተሰብ ስፖርት ከምዝተረኸቡ…

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ከምኡ እውን ባየር ሙኒክ ምስ ፒ ኤስ ጂ ተራኺበን ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ከካብ ምድበን 1ይን 2ይን ኮይነን…

ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ…

ኩባንያ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ኣመራርሓን ስነ-ስርዓትን ውድድር ሊግ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተገበሩ ውድድራት ካብ ዳያኑን ተዓዘብቲን ዝቐረቡሉ ፀብፃብ…

ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እታ ጋንታ ትማሊ ምሸት ብጋንታ ፉልሃም ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ስዒቡ ኢዩ ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ ዘላ። ጄራርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…

ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ከቕርቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርካውያን ኣምፃእቲ ሓፂንን ሓፂን ተንከፍ ኣቑሑትን ናብ ኢትዮጵያ ምስምዕመዖም ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ገሊ። እቲ ኣቕርቦት÷ ካብ ኣሊጋስ፣ ኢዝሚርን እስክንድሪያን ዝተብሃላ ወደባት ቱርኪ ብምብጋስ ሓፂን ሓፂን…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእናን ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናብ ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ምሳሕ ሰዓትን ድሕሪ ሰዓትን ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ ሰዓት 7 ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናን ሲዳማ…

ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ኢትዮጵያ መድንን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀዋታትት ኣተኣናጊዱ። ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝተኻየደ ፈላማይ ፀወታ÷ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ውድድር ካልኣይ ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ወልቂጤ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብብሕታዊት…