Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ብኖቲንግሃም ፎረስት ምስዓራ ስዒቡ ማንቸስተር ሲቲ ገና ሰለስተ ፀወታታት ተሪፍዋ እንከሎ'ያ ቻምፕዮን ምዃን ኣረጋጊፃ ኢያ። በዚ ድማ፥ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ብምዃን ሽማ ኣበሪኻ ኣላ። ማንቸስተር ሲቲ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ደሕቲ 6 ዓመት ናብ  ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ኣረጋጊፁ። ቤንች ማጂ ቡና ብኣዲስ ከተማ ክፍለ ከተማ 2 ን 1 ምስዓሩ ስዒቡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ምምላሱ ከምዘረጋገፀ ተሓቢሩ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን…

ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን…

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ትማሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ እንትትዕት…

ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ። ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥  ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ። …

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ተኸፋሊ ገንዘብ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ እዋን ምስ ስዑዳዊት ክለብ ኣልነስር ዝፃወት ዘሎ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ፥ ካብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣትሒዙ ኣብ ዓለም ዝለዓለ ክፍሊት ገንዘብ ዝረክብ ስፖርታዊ ከም ዝዀነ ተገሊፁ። ወዲ 38 ዓመት ሮናልዶ፥ ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ…

ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ውብርስት ኣስቻለ ቀዳመይቲ ብምዃን ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ ክዛዘም እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ እናተኻየደ ዝፀንሐ 2ይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም እዩ። ኣብ መዕፀዊ እቲ ሻምፒዮና÷ ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዝተፈላለዩ ርሕቐታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ሎሚ…

ተወዳዳሪ ስጉሚ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ንሃገሩ ወርቂ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ስጉሚ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ብኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ወርቂ ረኺባ፡፡ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ብ10 ሺህ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ቀዳማይ ብምውፃእ ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ፡፡ ኣብ ዛምቢያ ንዶላ÷…