Browsing Category
ስፓርት
ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ንብዙሕ ዓማውቲ ኣገልግሎት ዝሃበ ሳላዲን ሰዒድ ጫምኡ ሰቒሉ።
ሳላዲን ሰይድ ን15 ዓመታት ኣብ ብሄራዊ ጋንታን ዝተፈላለያ ጋንታታትን ምጭዋት ዝኸኣለ እንትኸውን ኣብ መበል 37 ዕድሚኢ…
ኣብ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ስፖርት ማይ ዝሳተፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምፍናው ተገይሩሎም።
ኣብ ጃፓን ፎካካ ኣብ ዝሳለጥ ሻምሪዮና ኢትዮጵያ ብሓደ ወዲ ተባዕታይን ጓል ተንስተይቲን ኣትሌታት ብ50 ሚትሮ ሓመሳ ክትካፈል ኣያ።…
ማንቼስተር ዩናይትድን ኢንተር ሚላንን ኣብ ጉዳይ ዝውውር ኦናና ኣብ ስምምዕ በፂሐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ካሜሩናዊ ሓላዊ ልዳት ኣንድሬ ኦናና ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ።
እታ ጋንታ÷ 47 ነጥቢ 2 ሚሊየን ፓውንድ ናይ ዝውውር ገንዘብ ንምኽፋል ኢያ ምስ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢንተር ሚላን ኣብ ስምምዕነት…
ሉሲታ ንቻድ መዘነኦም ኣብ መልሲ ፀወታ ስዒረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ንቻድ መዘነኣ ብመልሲ ፀወታ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ኣብ ቀዳማይ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ 2024 ደቂ ኣንስትዮ ኩዕሾ እግሪ÷ ሃገራዊት ጋንታ ደቂኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ቻድ…
መስኮት ዝውውር ተፃወትቲ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል 8 ሓምለ ክኽፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ተፃወትቲ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል 8 ሓምለ ጀሚሩ ከምዝኽፈት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መስኮት ዝውውር ካብ 8 ክሳብ 25 ሓምለ 2016 ዓ.ም ከምዝፀን ተገሊፁ፡፡…
ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ምትእንጋድ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ገሊፁ።
ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም ርእዮም።
እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ሕድሳቱ…
ማሰን ማውንት ብዕሊ ናብ ማንቼስተር ዩናይትድን ተፀምቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ንእንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ማሰን ማውንትን ብዕሊ ኣፈሪማቶ፡፡
ላንክሻየራዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ÷ ንማሰን ማውንት ብሓሙሽተ ዓመት ኮንትራት ኢያ ኣፈሪማቶ፡፡
ንዝውውር እቲ ተፃዋቲ 60 ሚሊየን ፓውንድ…
ኣብ ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሲዊዲን ስቶኮልም ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብዝተፈላለየ ርሕቐት ተዓዊቶም።
7ይ ዙር ውድድር ጉያ ዳይመንድ ሊግ 2023 ኣብ ስቶኮልም ዝተኻየደ እንትኸውን÷ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊን…
ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሓደ ፀወታ እናተረፋ ሻምፒዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም ምዃና ኣረጋጊፃ።
ሎሚ መዓልቲ ቅዱስ ጊዮርጊስን ምስ ሃድያ ሆሳዕና ዘራኸበ መበል 29 ሰሙን ፀወታ÷ 9፡00 ሰዓት ኣብ ስታዲየም ዩንቨርሲቲ ሳይንስን…
ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ንምፍራም ምስ ዌስትሃም ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርሰናል እንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ዲክላን ራይስ ክብረ ወሰን እታ ጋንታ ብዝኾነ ዋጋ ንምፍራም ምስ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ተስማዕሚዓ።
ኣርሰናል ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምዝውዋር 100 ሚሊየን ፓውንድ ክፍሊት ከምኡ እውን ተወሳኺ…