Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ፈለምቲ ሜዳሊያታት ወርቂን ብሩርን ረኺባ። ኣኮሎምቢያ ካሊ እየተኻየደ ዝርክብ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን 3…

ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝጅምር ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዝተፈላለዩ ውድድራት ክሳተፉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 መፃረዪ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝግበር…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መሰታኡ ደቡብ ሱዳን 5 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቡብ ሱዳን  ኣብ ዝገበሮ መፃረዪ ፀወታ ሻምፒዮና ኣፍሪካ(ቻን) 5 ንባዶ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ። መበል ሻውዓይ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ቻን ኣብ ኣልጀሪያ 2023 ዓ.ም.ፈ…

እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም-ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዞም ጀጋኑ ኣትሌታት ውፅኢት ቅብብል ትውልዲ ነባር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኢዮም ክብላ ፕሬዚዳንት ኣትሌቲክስ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ኮሎኔል ደራርቱ ቱሉ ተዛሪበን። ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝግበሩ ውድድራት በዝሒ ሜዳሊያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክብ ንክብል…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝግበር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ምፍናው 2 ሰዓት ናይ ንጎሆ ዝተገበረ እነትኸውን፥ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተወከልቲ  ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዓለም ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (2014) ኢትዮጵያ ኣብ ኦሪገን ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዓለም ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኣርባዕተ ወርቂ፣ ኣርባዕተ ብሩርን ክልተ ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ ኢያ ካልአይቲ ክትወፅ ክኢላ። ብማራቶን…

ኣብ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣይተዓወቱን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (2014)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዝተኻየዱ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ኣይቀንዖምን። ኣብ ናይ ሎሚ ወጋሕታ መዛዘሚ ውድድር ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮን ኢትዮጵያን ኣትሌታት ተሳቲፎም…

ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ፥ ጉዳፍ ፀጋይ ንሃገራ ራብዓይ ሜዳሊያ ወርቂ ክተመዝግብ ክኢላ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ነቲ ውድድር ብ14 ደቒቕ 46…

ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ክካየድ ኢዩ። ለይቲ ሰዓት 10፡05 ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉ እንትኾኑ፥ ሙክታር ኢድሪስ፣ ሰለሞን…

ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኣ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ቻን ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ዝገጠመት ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላሊያ። ኣብ ታንዛኒያ ስታዲየም ቤንጃሚን ምካፓ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ሃራዊት ጋንታ ብዙሕ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ንዘይብላ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን…