Browsing Category
ስፓርት
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም።
ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብቲ ውድድር ሰፊሕ ግምት ዕዉትነት ዝተውሃቦ ኮይኑ ኣሎ።
ብተወሳኺ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻን ሰለሞን ባረጋን፣ ሞሮኳዊ…
ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ቼልሲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ብምዃን ከምዝተቖፀረ እቲ ጋንታ ኣፍሊጡ።
ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ካብ ዝባረር ድሕሪ ክልተ ዓመት ብግዚያዊነት ዝተቖፀረ እንትኸውን ክሳብ እዚ ውድድር ዓመት መወዳእታ ብጊዜያዊ…
ኣሰልጣኒ ብሬንዳን ሮጀርስ ካብ ሌስተር ተሰናቢቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሌስተር ሲቲ ንኣሰልጣኒ ብሬንዳን ሮጀርስ ከምዘሰናበተቶም ኣፍሊጣ።
ሓለፍቲ እታ ጋንታ ብዝገበሩዎ ምኽክር ምስቶም ኣሰልጣኒ ንምፍልላይ ከምዝወሰኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡
ክለቡ በብሬንዳን ሮጀርስ መሪነነት በዚህ የውድድር ዓመት በሊጉ አስከፊ…
ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ኣብ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ።
ኣትሌት ኣበጀ ነቲ ውድድር ብ2 ሰዓት 7 ደቒቕን 14 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ።
ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጉዬ ኣዶላ፥ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 35 ሰከንድን…
ጋንታታት ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ ክልል ሓቲቱ።
ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ዘጋጠመ ኲናት ካብ ውድድር ርሒቐን ዝፀንሓ ጋንታታት ትግራይ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ምስ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ…
ሊዮኔል ሜሲ ንሃገሩ መበል 100 ሸቶኡ ኣመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌዮኔል ኣንድሬስ ሜሲ ንሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና መበል 100 ሸቶኡ ትማሊ ኣመዝጊቡ።
ሜሲ ሃገሩ ኣርጀንቲና ንደሴት ካረቢያ ኣብ ሳንቲያጎ ዴል ኤስትሮ 7 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ሰለስተ ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃትሪክ ሰሪሑ፡፡
ተዓዋቲ 7 ግዘ…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ መዘነኣ ተሳዒራ።
ካብ ምድባ ራብዓይ ፀወታ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ብጊኒ 3 ን 2 ክትሰዓር ክኢላ።
ኪየታ፣ ሞሪባን ጊላቮጊን ጊኒ ንኽትዕወት ሸቶታት ኣመዝጊቦም።…
ዝተረፉ ፀወታታት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም።
ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር 2015 ዓ.ም ዝጅምረሉ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ንጋንታታት ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት…
ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም።
እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 4፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም ራባት ልዑል ሞውላይ ዓብደላ ክግበር ኢዩ።
ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘይካ ሚሊዮን ሰለሞን ካልኦት…
ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪ/ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡
ኣብቲ ውድድር÷ ካብ ኣትሌት መዲና ብምቕፃል ኣትሌት ፅጌ ገብረሰላማ ካልአይቲ ኣትሌት መልክናት ውዱ ሳልሰይቲ ብምኻን ውድድረን ዛዚመን፡፡…