Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስቲዮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ሳልሳይ መዳሊያ ብሩር ዓቲራ።
ኣብቲ ውድድር ኬኒያ ወርቂ ብሪታኒያ ድማ…
ኣትሌት ጎይቶም ገ/ስላሰ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ሻምፒዮና ዓለም ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጎይተቶ ገብረስላሰ ንሃገራ ሳልሳይ ሜዳልያ ወርቂ አመዝጊባ፡፡
ቅድሚ ሰዓታት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ሜዳልያ ጎይተቶም ገብረስላሴ ብዓወት ዛዚማ።…
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ።
ኣብ ወድድር 10 ሺሕ መሄትሮ ደቂ ኣኒስትዮ ኣብ ናይ መወዳእታ ካልኢታት ኣትሌት ለተሰንበት ንሄለን ኦቢሪ ብኩርንዓ ወቒዓ ብዘብል ኬኒያ ንዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም፥ ኢትዮጵያ ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ።
ብብመሰረት እዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10:15 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ፣ ኣባበል…
ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ።
ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ…
መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ።
እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንመፃረዪ ፀወታ ቻን 23 ተጻወትቲ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ቻን ዝፅበያ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 23 ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ።
ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ ቻን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ…
ሓፀርቲ ናይ ዝውውር ዜናታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ጋንታታ ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ዘመነ ውድድር ተጠናኺረን ንምቕራብ ኣብ ናይ ዝውውር ዕዳጋ እናተሳተፋ ይርከባ።
ቅድም ክብል ኧርሊንግ ሃላንድን ካብ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ዘፈረመት ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ፥…
ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት ሃገራዊት ጋንታ ንምምልማል ከምዝሕግዝ ዝእመነሉ ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ይርከብ፡፡
እቲ ውድድር÷ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ግዛቸው መኮንን ኣመራርሓ ኮሚሽን…