Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ካብ ኣምሓራ ቤት ህንፀት ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ።
ኣትሌት ኣቤ ጋሻው፥ ኣብዚ ውድድር እንትዕወት ሎሚ ዘበን ንመበል ሳልሳይ እዋን ኢዩ፡፡
ኣትሌት…
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 26 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ሕቶ ኣባልነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ምዕራብ…
ባሕርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባሕርዳር ከነማ ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ፡፡
ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ 8ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ÷ ፉኣድ ፈረጃ፣ ፍፁም ጥላሁንን ያሬድ ባየህን ናይ ባህርዳር…
ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ሽቶታት ሃዲያ ሆሳእና÷ ፀጋዬ ብርሃኑ ኣብ መበል 25፤ መለሰ ሚሻሞ ኣብ መበል 85 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡
ሽቶታት ጋንታ…
ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ብብርኪ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ሜጀርስ ብብርኪ ብዝተገበረ ምሃብ ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና።
እቲ ደረጃ ኣብ 6 ዋና ዋና ውድድራት ማራቶን ማለት እውን፤ ኣብ ውድድራት ማራቶን በርሊን፣ ለንደን፣ ቦስተን፣ ቶኪዮ፣…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ቤተሰብ ስፖርት ከምዝተረኸቡ…
ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ
ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ሊቨርፑል ምስ ሪያል ማድሪድ ከምኡ እውን ባየር ሙኒክ ምስ ፒ ኤስ ጂ ተራኺበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ውድድር ቻምፒዮንስሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።
ከካብ ምድበን 1ይን 2ይን ኮይነን…
ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።
ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ…
ኩባንያ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
ኣመራርሓን ስነ-ስርዓትን ውድድር ሊግ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተገበሩ ውድድራት ካብ ዳያኑን ተዓዘብቲን ዝቐረቡሉ ፀብፃብ…
ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ኣሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ።
እታ ጋንታ ትማሊ ምሸት ብጋንታ ፉልሃም ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ስዒቡ ኢዩ ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ ዘላ።
ጄራርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…