Browsing Category
ስፓርት
ስሑል ሽረ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወሪዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምስ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተራኸበት ጋንታ ስሑል ሽረ 1 ን 0 ስለዝተሰዓረት ካብ ውድድር እቲ ሊግ ምውራዳ ኣረጋጊፃ፡፡
ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ፍፁም ጥላሁን ድሕሪ ዕረፍቲ…
ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ኣፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ከምዘፈረሞ ግልፂ ገይሩ።
ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብዚ ውድድር ዓመት ካብ ሊቨርፑል ንምልቃቕ ምውሳኑ ቅድሚ ሰሙናት ምግላፁ ይዝከር።
ኣብ ሓዱሽ ክለብን ዝተፈለየ ቦታን ንባዕሉ ንምፍታሽ ብምድላዩ…
ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኽብር ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሻምፒዮን ዝኾነት ሊቨርፑል ዓወታ ምስ ደገፍታ ተኸብር ኣላ፡፡
ክለብ መርሲሳይዱ ሊቨርፑል ኣብ ኣንፊልድ ጎዳናታት ብምዝውዋር ምስ ደገፍታ ኣብ መበል 20 ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዓወታ…
መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 31 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንስሑል ሽረን 2 ብ 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
መቐለ 70 እንደርታ ናይ ምስዓር ሸቶታት ብቦና ዓሊን ያሬድ ብርሃኑን እንተመዝግቡ÷ ስዕረት ንስሑል ሽረ ካብ ስዕረት ዘየናገፈት…
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18ን 20 ዓመት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 13 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመትን 4ይ ሻምፒዮና ትሕቲ 18 ዓመትን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ፡
ኣብቲ ውድድር ካብ ሰሸሞንተ ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ከምኡ እውን ካብ ጋንታታትን ትካላትን…
ውድድር ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 2024/25 ሎሚ ብዝተካየዱ መርሃ ግብሪታት ፍፃመ ረኺቡ፡፡
ሎሚ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ማንቼስ ሲቲ፣ቼልሲ፣ ኣርሰናልን ማንቸተስተር ዩናይትድን እንትዕወት ሰዓርቲ እቲ ፕሪምየር ሊግ ሊቨርፑል ምስ ክሪስታል ፓላስ…
ኣዳማ ከተማ ንንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 31 ሰሙን ኣዳማ ከተማ ንባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ኣብ ስታድዩም ሳይንስን ቴክኖሎጅን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣዳማ ከተማ ነቢል ኑሪ ዘመዝገባ ሸቶታት ሰለስተ ነጥቢ…
ዣቢ ኣሎንሶ ብዕሊ ኣሰልጣኒ ሪያል ማድሪድ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊውን ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ናይታ ክለብ ኣሰልጣኒ ገይሩ ምሻሙ ኣፍሊጣ።
ኣሰልጣኒ ዣቢ ኣሎንሶ ብመሰረት ስምምዕነት ጣሊያናዊ ካርሎ ኣንቸሎቲ ብምትካእ ኣብ 2028 ከ.ም.ኣ ሪያል ማድሪድ ንምስልጣን ፈሪሙ።
ኣብ ቦቆጂ ጉያ 12 ኪ.ሜ ኣትሌት መሰረት ጣፋን ስዮም ድሪባን ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ራብዓይ ኣብ ቦቆጂ ‘ኢትዮጵያ ክፈልጠኪ’ ጉያ 12 ኪ.ሜ ውድድር ሎሚ እንትካየድ ኣትሌት መሰረት ጣፋን ስዮም ድሪባን ተዓዊቶም፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ውድድር ሚኒስተር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።…
ሞሓመድ ሳላህ ኮኸብ ተፃዋታይ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ሊቨርፑል ግብፃዊ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ተፃዋታይ ዘበነ ውድድር 2024/25 ብምዃን ተመሪፁ፡፡
ሳላህ ኣብዚ ውድድር ዓመት ንሊቨርፑል ኣብ ዝገበሮም 37 ፀወታታት፤ 28 ሸቶታት ኣመዝጊቡ 18…