Browsing Category
ስፓርት
ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሎም ፀወታታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ አውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ሎሚ ምሸት ፒኤስጂ ምስ ቼልሲ፤ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተዓዋቲት እቲ መድረኽ ዝኾነት ፒኤስጂ ኣብዚ ዓመተ…
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ሎሚ ምሸት ክጅምሩ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡45 ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ብምጉዓዝ ምስ ጋላታሰራይ ክትራኸብ ኢያ፡፡
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ሽዱሽተ ግዘ…
ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውንን 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ።
ቀትሪ ሰዓት 9:15 ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ኣብ ሊግ ሓደ እናተሳተፈት ንእትርከብ ማንስፊልድ ታውን ዝገጠመት ኣርሰናል ኖኒ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት እንትካየዱ ኣርሰናል ምስ ብራይተን ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ነቲ ሊግ ብ64 ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ኣብ ዝተገበረ ቀዳማይ…
ሮድሪጎ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚላዊ ተፃዋቲ ሪያል ማድሪድ ሮድሪጎ ብሰንኪ መጉዳእቲ ካብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ወፃኢ ኮይኑ፡፡
ሮድሪጎ ሎሚ ኣብ ዝተገበረሉ መርመራ ኣብ የማናይ እግሩ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ ክለቡ ኣፍሊጡ፡፡
እዚ ወዲ 25 ዓመት…
ሎሚ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ መርሃ ግብሪ መበል 29 ሰሙን ሎሚ ምሸት 4 ፀወታታት ክካየድ እዩ።
ኣብ ቀፃሊ ውድድር ዓመት ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ኤውሮፓ ትወዳደር ዘላ ሊቨርፑል ናብ ስታድየም ሞሊኒክስ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 5፡15…
ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘራኸበ ድልድል ሻምፒዮንስ ሊግ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ውድድር ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ሲውዘርላንድ ኒዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡
በዚ ድማ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ፣ ኣርሰናል ምስ ባየር ሊቨርኩሰን፣ ስፖርቲንግ ሊዝበን ምስ ቦዶ ግሊምት ክምኡ እውን ባርሴሎና ምስ…
ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት በዓል ዋናነት ዓዲጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተፃዋታይ ኣልናስር ክርስትያኖ ሮናልዶ በዓል ዋናነት ስፔን ክለብ ኣልሜሪያ ብፅሒት ዓዲጉ፡፡
ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲ ባላንዶር ኣብ ኣልሜሪያ 25 ሚእታዊት ብፅሒት ምግዝኡ እዩ ዝተገለፀ።
ኣልሜሪያ ኣብ ካልኣይ ሊግ…
ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንቅዱስ ጊዮርጊስ 3 ን 0 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሩክ ሙሉጌታ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤቨርተን ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሰዓት 5 ንማንቼስተር ዩናይትድ ከተአንግድ እያ።
ድሕሪ 4 ተኸታታሊ ዓወታት ማዕረ ውፅኢት ተፈላልያ ዘላ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ናይ ዓወት ክትምለስ ናብ ሜዳ ክትኣቱ…