Browsing Category
ስፓርት
ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቤሚሽ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብ3 ሺሕ ሜትሮ ውድድር መሐንኩሎ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ጆርጅ ቤሚሽ ተዓዊቲ መዳሊያ ወርቂ ኮይኑ።
ሞሮካዊ ኣትሌት ሶፊያን ኤልባካሊ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ዝዛዘመ እንትኸውን፥ ኬንያዊ ኣትሌት ኣድመንድ ሴሪም ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።…
ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ራብዓይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኒውካስል፣ ቦርንማውዝን ፉልሃምን ንተጋጠምተን ስዒረን፡፡
ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኒውካስል ንዎልቭስ 1 ን 0፣ ቦርንማውዝ ንብራይተን 2 ን 1 ከምኡ እውን ፉልሃም ንሊድስ ዩናይትድ 1…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ።
ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኣ።
ኬንያዊት ኣትሌት ቢያትሪስ ቼቤት ቀዳመይቲ…
ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም መፃረዪ ውድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ ሃይሉ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ።
ኣብ ሳልሳይ ምድብ ዝተወዳደረት እታ ኣትሌት ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ኢያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ ክኢላ።…
ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ መፃረዪ ደቂ ተባዕትዮ ሰለስቲኦም ኢትዮጵያውያን ንፍፃ ሓሊፎም፡፡
ኣብቲ መፃራዪ ውድድር ዝተሳፉት ጌትነት ዋለ፣ ለሜቻ ግርማን ሳሙኤል ፍሬውን ናብ ፍፀመ ተፀምቢሮም።
ስሉጥን…
ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ብዝግበረሎም ፀወታታት ክምለስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ዕረፍቲ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን ሓዊሱ ትፅቢት ዝግበረሎም መርሃ ግብሪታት 4ይ ሰሙን ክምለስ ኢዩ፡፡
ኣብ መፀራዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ነኒሃገሮም እናተፃወቱ ዝቐነዩ ተፃወትቲ ናብ ጋንታኦም…
መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ቶኪዮ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ፅባሕ ኣብ ጃፓን ከተማ ቶኪዮ ብወግዒ ክጅመር ኢዩ።
ኢትዮጵያ ኣብ’ቲ ሻምፒዮና ካብ 800 ሜትሮ ጀሚራ ክሳብ ማራቶን ኣብ ዘ\ለዉ ርሕቐታት ከምኡ’ውን ውድድር ስጉሚ ብክልቲኦ ፆታ ክትሳተፍ ኢያ።
ስለዝኾነ…
ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቶኪዮ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝሳተፍ ቀዳማይ ተጓዓዚ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ቶኪዮ በፂሑ፡፡
እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ናሬታ እንትበፅሕ ብኤምባ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኢትዮጵያ ኣብቲ…
ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣጥቃዓይ ማንቼስተር ናይ ቕድሚት መስመር ተፃዋታይ ዑመር ማርሙሽ ካብ ደርቢ ማንቼስተር ወፃኢ ምዃኑ ተረጋጊፁ።
ዑመር ማርሙሽ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ግብፂ ምስ ቡርኪና ፋሶ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ተቐይሩ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡…
ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኢትዮጵያን ግብፂን ብዝምልከት ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪቡ።
እቲ ፌዴሬሽን ኣብቲ ፀወታ ዝተፈፀሙ ጉድለት ስነምግባር ስዒቡ እዩ ንማሕበር ኩዕሶ እግሪ ዓለም ለኸ ጥርዓን ናብ…