Browsing Category
ስፓርት
ብቶተንሃም ሆትስፐር እናተደለየ ዝርከብ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ጣሊያናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ዲዘርቢ ንምፍራም ድሌታ ኣለዋ።
ትማሊ ንኣሰልጣኒኣ ኢጎር ቱዶር ዘባረረት ቶተንሃም ሆትስፐር ሮቤርቶ ዲዘርቢ ብቀዋሚነት ጉጅለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ክትቀፅር ከምትደሊ ተሓቢሩ፡፡…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን 3 ን 0 ስዒራ።
ኣብ ሞሮኮ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ዋልያታት ዝተዓወቱለን ሸቶታት ኣቤል ያለው (2)ን…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔ ቀዳማይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡
ንሳኦቶሜ ዝገጥም ኣሰላልፋ ዋልያታት ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ።
በዚ ድማ ኣቡበከር ኑራ፣ ኣለምብርሃን…
ካብ ቁልዕነቱ ናይ ኣርሰናል ደጋፊ ኮይኑ ዝዓበየ ዊሊያም ሳሊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዓለም ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ ዝበለፁ ተኸላኸልቲ ክፍሊ ማእኸል ሓደ ኢዩ ፈረንሳዊ ዊሊያም ሳሊባ፡፡
ማእኸላይ ብርኪ ናብራ ካብ ዘለዎም ስድራ ዝተወለደ ሳሊባ፤ ከም ሓደ ሰገን ኣብ ፓሪስ ኣብ ትርከብ ቦንዲ መንደር ኣብ መገዲ ኩዕሾ…
ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንብዙሓት ሰሙናት ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂዬማዊ ሓላዊ ልዳት ሪያል ማድሪድ ቲቦ ኮርቱዋ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ጋንትኡ ዕላዊ ገይራ፡፡
ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኅንያት ካብ 6 ክሳብ 8 ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡
በዚ ድማ ወዲ 33 ዓመት ሓላዊ ልዳት…
ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ሴኔጋል ዘሕደገ መዘራረቢ ውሳነ ካፍ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ቅድሚ ኣዋርሕ ሴኔጋል ዝተዓወተቶ ፅዋዕ ኣፍሪካ ተሓዲጉ ንሞሮኮ ንኽምለስ ውሳነ አሕሊፉ፡፡
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ቶታል ኢነርጂ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሴኔጋ…
ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸተ ምክያድ ክጅምሩ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት ፳፡45 ፖርቹጋላጽ ጋንታ ስፖርቲንግ ሊዝበን ኣብ ሜዳኣ ንቦዶ ግሊምት ክተተኣናግ ኢያ፡፡
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን…
ቼልሲ ውዕሊ ኣምበል ጋንታኣ ሬስ ጀምስ ኣናዊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼልሲ ውዕሊ እንግሊዛዊ ተኸላካኻሊ ሬስ ጀምስ ንተወሰኽቲ ሽዱሽተ ዓመታት ከምዘናወሐት ዕላዊ ገይራ፡፡
ኣምበል እታ ጋንታ ሬስ ጀምስ ክሳብ 2032 ዓ.ም.ፈ ኣብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ክፀንሕ ኢዩ፡፡
ጀምስ ኣብ ጋንታ ቼልሲ ክሳብ ሕዚ…
ኣብ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ሃድያ ሆሳእና ምስ ሸገር ከተማ ቀትሪ ሰዓት 9 ከምኡ እውን ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ባህር ዳር ከተማ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ…
ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ካብ ሞንጎ መብፅሒ ኮንቲኔንታል ቱር ኣምስት ኣትሌቲክስ ዓለም ሓንቲ ኮይና፡፡
ኣብ ብዙሓት ከተማታት ዓለም መብፅሒኡ ዝገብር ኮንቲኔንታል ቱር ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትግበር ብኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ነሓስ ከምዝተውሃቦ…