Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ስነ ስርዓት ቀብሪ ዲያጎ ዦታ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝሓለፈ ሓሙስ ብሓደጋ መኪና ሀይወቱ ዝሰኣነ ፖርቹጋላዊ ተሰላፋይ ቅድሚት መስመር  ጋንታ ሊቨርፑል ዲያጎ ዦታን ናይ ሓዉ ኣንድሬ ዦታ  ን ስነ ስርዓት ቀብሮም ተኻይዱ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ኣርኔ ስሎት ሓዊሱ ኣባላት እቲ ጋንታ፣…

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣ.ማ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓት ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውሳነ መሰረት ኣብ ካለባት ሲዳማ ቡና፣ መቻልን ሃዋሳ ከተማን ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ሰለስቲኤን ክለባት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ…

ኒኮ ዊሊያምስ ኣብ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ውዕሉ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባርሴሎና ተደላዪ ዝነበረ ስፔናዊ ኣጥቃዒ ኒኮ ዊሊያምስ ኣብ ኣትሌቲክ ቢልባኦ ውዕሉ ኣናዊሑ። እዚ ተፃዋታይ ናይ ካታላኑ ክለብ ክሕወስ ተቃሪቡ ዝብሉ ፀብፃባት ብስፋሓት ይወፁ ምንባሮም ይዝከር፡፡ ኮይኑ ግና እቲ ክለብ ሎሚ…

ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም – ኣይተ ኢሳያስ ጅራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ትማሊ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ኢሳያስ ጅራ፡፡ ጋንታ ሲዳማ ቡና ኣብ ቅፅዓት ዝነበሩ ተፃወትቲ ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ፅዋዕ ኢትዮጵያ…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣን ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡ ብምዃኑ ኣብ ጋንታ ኩዕሾ ሲዳማ ቡና ዝተኣገዱ ተፃወትቲ ኣሰሊፉ ዝሰዓሮ ፅዋዕ ኢትዮጵያ በፎርፌ ተሸናፊ ኮይኑ እቲ…

ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ሎሚ ተዛዚሙ። ካብ 18 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ውድድር 14 ክለባት ዝተሳተፋሉ ኢዩ። ኣብቲ ፍፃመ 120 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር…

ሻምፕዮን ሊግ ኢትዮጵያ መድን ኣዲስ ኣበባ ምስኣተወት ኣቀባብላ ተገይሩላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2017 ዓ.ም ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾነ ኢትዮጵያ መድን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወት ብደገፍታን ኣመራርሓ እታ ክለብን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። እዛ ጋንታ ሎሚ ዕለት ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ኣብ…

ሩድ ቫን ኒስትሮይ ካብ ሌስተር ሲቲ ተፈላሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌስተር ሲቲ ምስ ኣሰልጣኒ ሩድ ቫን ኒስትሮይ ከምዝተፈላለየተ ዕላዊ ገይራ፡፡ ወዲ 48 ዓመት ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ንሌስተር ሲቲ ምስ ተረከበ ካብ ዘካየፎም 27 ፀወታታት 5 ፀወታ ጥራሕ ኢዩ ክስዕር ክኢሉ፡፡…

ሃይደር ሸረፋ ብሉፅ ኸኾብ ታፃዋታይ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ኮይኑ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተኻይዱ። ን36 ሰሙናት ኣብ 18 ክለባት ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን…

2017 ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሰዓራይነት መድን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡ እቲ ፕሪምየር ሊግ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ዝተካየደ ውድድር ዓመት መወዳእታ ፀዋታ መድን ኢትዮጵያን ካብቲ ሊግ ምውራዱ ዘረጋገፀ ምስ ስሑል ሸረ ኣብ ዘካየድዎ ፀዋ…