Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጒያ ኣብ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳን ተሳቲፎም። ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 250 ተሳተፍቲ ሓዊሱ 55…

ቼልሲ ንበርንሌይ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ናብ ተርፍሙር ብምምራሕ ንበርንሌይ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ቼልሲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፔድሮ ኔቶን ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኣመዝጊቦምወን፡፡ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል፤ ድሕሪ ሒደት…

ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ብስክሌት ኣፍሪካ መበል ካልኣይ ወርቂ መዳሊያ ዓቲራ። 64 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ  ውድድር ሰገናት ብደቂ ኣኒስቲዮ ፅጌ ካሕሳይ ኣብቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና። ፅጌ ካሕሳይ ትማሊ ኣብ ዝተገበረ ውድድር…

‎ፅዋዕ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ብፋና+

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ብሄራዊ ጋንታ ትሕቲ 17 ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ መፃረዪ ውድድር ፅዋዕ  ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ኣብ ዝገብርኡ ፀወታ ብፋና+ ቴሌቪዥን ቻናል ብቐጥታ ይመሓላለፍ። እቲ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ…

ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ዝጓዓዝ ሮናልዶ

ኣአዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኮኸብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ብዙሓት ዓመታት ሃገራዊያን ጋንታታት ፖርቹጋልን ኣሜሪካን ንዝገብረኦ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ናብ ኣሜሪካ ከምዘምርሕ ዕላዊ ተገይሩ፡፡ በዚ ድማ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ድሕሪ ዓመታት ናብ ኣሜሪካ ብምምራሕ ፀወታ…

ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንደቡብ ሱዳን መዘነኣ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን 4 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስዒራ፡፡ ሸቶታት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ ዳዊት ካሳው (3) ሸቶታት…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ኢትዮጵያን…

ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ትመርሕ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ወፂኣ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር ትህቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን እናካየደኦ ዝርከባ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ክልቲአን…

ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ – ሰር ዴቪድ ቤካም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ - ሰር ዴቪድ ጆሴፍ ቤካም፡፡ ትውልዱ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1975 ኣብ ርእሰ ከተማ እንግሊዝ ለንደን ዝኾነ ዴቪድ ቤካም፤ ፍሉይ መለለዪ ባህሊን ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ኢዩ፡፡ ነበር ተፃቲ ክፍሊ…

ማንቼስተር ዩናይትድን ቶተንሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተራኸባ ቶተንሃምን ማንቼስተር ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ቶተንሃም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቴልን ሪቻልሰንን ንቶተንሃም እንተመዝግቡ፤ ናይ ማንቼስተር…